ዓሰርተ ሓደ ሜትሮ ዝቚመቱ ዓሳ ነባሪ፡ ብ28 ሚያዝያ ኣብ ገማግም ባሕሪ ራስ- ሓማስ – ከባቢ ገደም፡ ሞይቱ – ተገፊዑ ተረኺቡ። ካብ ሚኒስትሪ ሃብቲ ባሕሪ ዝተረኽበ ሓበሬታ፡ እቲ ዓሳ ነባሪ ካብ ዓሌታት ብ‘ራይድስ’ ኮይኑ፡ ኣብ ደጋዊ ክፋላቱ ብዝተኻየደ ኣፈናዊ መጽናዕቲ፡ ብዓበይቲ መራኽብ ተሃሪሙ ክኸውን ከምዝኽእል ዝእምት’ዩ። ኣብ ገማግም ባሕሪ ኤርትራ፡ ኣብ ውሽጢ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ፡ ክልተ ዓሳታት ነባሪ ሞይቶም ተገፊዖም...
Layout A (with pagination)
ኣብ ንኡሳን ዞባታት እምኒ-ሓይሊን ኣፍዓበትን፡ ኣብ ውሱን ከባቢታት ኣብ ዝለምዐ ዕፉን ዝተራእየ ሳጋሚ ባርኖስ ቀውዒ ንምጥፋእ – ስጉምቲ ይውሰድ ከምዘሎ፡ ወከልቲ ኤሪና ከካብ ቦታኡ ሓቢሮም። ክኢላ ምክልኻል ብቚሊ ኣብ ንኡስ ዞባ እምኒ-ሓይሊ ኣቶ ቢንያም ዓንደብርሃን፡ እቲ ኣብ 48 ሄክታር ንዝተራእየ ሳጋሚ ባርኖስ ንምጥፋእ ዝካየድ ዘሎ ጻዕሪ፡ ኣፍልጦ ሓረስቶት በሪኹ ብምጽንሑ ብኣድማዕነት ይትግበር ከምዘሎ ገሊጹ። ሓላፊ ቤት-ጽሕፈት ሚኒስትሪ...
ኮሚሽን ባህልን ስፖርትን፡ ምስ ማእከል ትካላዊ ብቕዓት ኤርትራ ብምትሕብባር ኣብ ዝወደቦ፡ ኣብ ምምሕያሽ ብቕዓት ምሕደራ ስፖርትን ባህልን ዘተኰረ ስልጠና፡ ናይ 5 ዓመት ስትራተጂያዊ ውጥን ስራሕ ኣዳልዩ። ኣብ’ቲ ንክልተ ቅነ ዝተዋህበ ስልጠና፡ ካብ ማእከላይ ቤት-ጽሕፈት ኮሚሽን ስፖርት፡ ጨናፍር ዞባታት፡ ሃገራውያን ፈደረሽናት፡ ሃገራዊ ኦሎምፒክ ኮሚቴን ሃገራዊ ኮሚተ ‘ፓራ ኦሎምፒክ’ን ዝተዋጽኡ 62 ኣባላት ተሳቲፎም። ብ6 ግንቦት ኣብ ዝተኻየደ ስነ...
ERi-TV Arabic News from Eritrea for May 8, 2018.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.