Layout A (with pagination)

ኣብ ባጽዕ፡ ልዕሊ 300 ዜጋታት መብጣሕቲ ዓይኒ ተኻዪዱሎም

ኣብ ከተማ ባጽዕ፡ ምስ ሱዳናዊ ጉጅለ ሓካይም ዓይኒ ‘ኣልበሰር’ ብምትሕብባር፡ ን325 ዜጋታት ዕዉት መብጣሕቲ ዓይኒ ተኻዪዱ። እቲ ስራሕ፡ ካብ 3 ክሳብ 6 ግንቦት ኣብ ሆስፒታል ግራር ዝተሰላሰለ ኮይኑ፡ ናይ ምርኣይ ጸገም ዝነበሮም ካብ መላእ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ንዝመጹ ዜጋታት እዩ ተገይሩሎም። ሜዲካል ዳይረክተር ሆስፒታል ግራር ዶ/ር ኢዮብ በየነ፡ እቲ መደብ ብኹሉንትናኡ ጽፉፍ ከምዝነበረ፡ እዚ ድማ ውጽኢት ናይ’ቲ ኣቐዲሙ ኣብ...

Read More

Login

Categories