Layout A (with pagination)

ሽዕብ – ውሕጅ ኣብ ትሕተ-ቅርጺ ሕርሻ ዕንወት ኣውሪዱ

ሽዕብ – ውሕጅ ኣብ ትሕተ-ቅርጺ ሕርሻ ዕንወት ኣውሪዱ

ብ25 ሚያዝያ ካብ በረኽቲ ጎቦታት ዝወረደ ሓያል ውሕጅ፡ ኣብ ንኡስ ዞባ ሽዕብ ንዝርከብ ሕርሻዊ ትሕተ-ቅርጺ ከምዘዕነወ፡ ደንጒዩ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣመልኪቱ። በቲ ውሕጅ፡ ልዕሊ 3500 ሄክታር ናይ ሕርሻ መሬት ብኸቢድ ከምዝተሃስየ፡ እቲ ሓበሬታ ወሲኹ የረድእ። ብመሰረት ሓበሬታ ቤት-ጽሕፈት ሕርሻ’ቲ ንኡስ ዞባ፡ እቲ ዕንወት ኣብ ምምሕዳራት ከባቢ መንሸብ፡ ቲሉክ፡ ገድገድ፡ ወቒሮ፡ ላባን ካልእ ከባቢታትን ዘጋጠመ ኮይኑ፡ ፍግረ-መሬት ንምፍዋስ ብሓረስቶት...

Read More

ጀራዲን ገማግም ሩባ ጋሽ ንምምዕባል ጻዕርታት ይካየድ

ኣብ ከባቢ ሓውሲ ከተማ ተኾምብያ ኣብ ዝርከብ ገማግም ሩባ ጋሽ ብውልቀ- ሓረስቶት ዝካየድ ዘሎ ልምዓት ጀራዲን ንምምዕባል ጻዕርታት ይካየድ ኣሎ። ኣልማዕቲ ንኤሪና ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ፡ እቲ ከባቢ ብዘለዎ ጸጋታት ማይን መሬትን ንኣሕምልትን ፍረታትን ምቹእ ምዃኑ ብምሕባር፡ ብሞያውያን ሕርሻ ብዝወሃቦም ቀጻሊ ምኽሪን ምትብባዕን እናተደገፉ፡ ኣበርቲዖም ይነጥፉ ምህላዎም ገሊጾም። ብዙሕ ሕጽረታት ስለዝነበሮም ዕቱብ ስራሕ ክዓሙ ከምዘይጸንሑ ብምጥቃስ፡ ብማሕበር...

Read More

Login

Categories