To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
Layout A (with pagination)
ERi-TV Arabic News from Eritrea for May 10, 2018.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ብ5 ግንቦት ኣብ ምምሕዳር ከባቢ ፋንኮ ዘጋጠመ ባርዕ ጫካ፡ ኣብ ጥሪትን ኣግራብን ጉድኣት ኣውሪዱ። በቲ ኣብ ሰዓታት ቀትሪ ዘጋጠመን ጠንቁ ዛጊት ኣብ መርመራ ዘሎን ባርዕ፡ 206 ኣባጊዕ ክሞታ እንከለዋ፡ ኣስታት 16 ሄክታር ዕሙር ኣግራብ ከምእተቓጸለ፡ ኣብ ኮርፖረሽን ጥሪትን ዘራእትን – ሓላፊ ዞባ ደቡባዊ ምዕራብ ኣቶ ሓይለዝጊ ሃብተ ንኤሪና ሓቢሩ። እቲ፡ ኣብ’ቲ ከባቢ ናብ ዘሎ ሕርሻ ገጹ እውን ክቕጽል ዝፈተነ ሓደገኛ ባርዕ፡ ብተሳትፎ ናይ...
ኣብ ከተማ ኣቑርደት፡ ብሰንኪ ምድፋን ዒላ፡ ምብልሻው መጨንጒዒን እርጋን ሻምብቆታትን ዝተኸስተ ጸገም ዝስተ ማይ ንምቅላል፡ ኣገዳሲ ስጒምቲ ከም እተወስደ፡ ሓላፊ ልምዓት ማይ ንኡስ ዞባ ኣቑርደት ገሊጹ። ኣቶ ብርሃነ መሓሪ፡ ዝኣረገ ሻምብቆታት ከም እተቐየረ፡ ኣብ ሰዓታት ዕደላን ክፍሊት ኣገልግሎትን እውን ምምዕርራይ ንምግባር መደብ ከምዘሎ ሓቢሩ። ኣጋጢሙ ዝነበረ ሽግር ከምእተቓለለ ኣፍሊጡ። ቊጽሪ ቦጣት እውን ብምውሳኹ፡ እቲ ኣገልግሎት ክሳብ’ተን ዝረሓቓ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ናቕፋ – ኣብ ከባቢ ሩባ ሞዖ ኣብ ዝለምዕ ዘሎ ጀራዲን፡ ሳጋሚ ባርኖስ ቀውዒ ዝተራእዮ ዓፋፉን፡ ብምትሕብባር ሓረስቶትን ክኢላታት ሕርሻን ተማሕዩ ከምእተቓጸለ፡ ወኪል ኤሪና ሓቢሩ። ኣቐዲሙ ብዛዕባ’ቲ ሓደገኛ ባልዕ ንሓረስቶት ዝተዋህበ ሓበሬታ፡ ኣብ’ቲ ዝተወስደ ስጒምቲ ዓቢ ኣስተዋጽኦ ከምዝነበሮ፡ ሓላፊ ቤት-ጽሕፈት ሚኒስትሪ ሕርሻ ኣብ ንኡስ ዞባ ናቕፋ ኣቶ ጃበራ ኣበኪት ገሊጹ። ህላወ’ቲ ባልዕ ክረጋገጽ ዝኸኣለ፡ ሓረስቶት ኣብ...