Layout A (with pagination)

ኣብ ን/ዞ ሓጋዝ፡ ኣብ ገስጋስ ትምህርቲ ተዘትዩ

ኣብ ን/ዞ ሓጋዝ፡ ኣብ ገስጋስ ትምህርቲ ተዘትዩ

ኣብ ንኡስ ዞባ ሓጋዝ፡ ኣብ ገስጋስ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ብሓፈሻ – ኣብ ትምህርቲ ድማ ብፍላይ ዝዘተየ ርክብ ተኻዪዱ። ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ዞባ ዓንሰባ ኣቶ ተስፋጼን ግርማይ፡ መንግስቲ ብዝገበሮ ገዚፍ ወፍሪ፡ ሎሚ ተመሃሮ ርሑቕ ከይከዱ ኣብ ቀረባኦም ኣብያተ-ትምህርቲ ይረኽቡ ከምዘለዉ ገሊጹ። ተሳትፎ ኣብ መኣዲ ትምህርቲ ኣብ ገለ ከባቢታት ዝምስገን፡ ኣብ ገለ ግና ውሁድ ስራሕ ዘድልዮ ምዃኑ ጠቒሱ ድማ፡ ህዝቢ ደቁ ናብ...

Read More
ሰ/ቀ/ባሕሪ – ንመማህራን ናይ ሕክምና ትምህርቲ ተዋሂቡ

ሰ/ቀ/ባሕሪ – ንመማህራን ናይ ሕክምና ትምህርቲ ተዋሂቡ

ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ካብ ትካላት ጥዕና ምሕድግ ኣብ ዝበለ ርሑቕ ከባቢታት ዝርከቡ ተመሃሮ፡ ህጹጽ ረድኤት ንክረኽቡ ዝዓለመ ን30 መማህራን ናይ ሕክምና ስልጠና ተዋሂቡ። እቲ ካብ ንኡሳን ዞባታት ኣፍዓበት፡ ናቕፋ፡ ቅሮራን ኣዶብሓን ንዝተዋጽኡ መማህራን ዝተዋህበ ስልጠና፡ ብቐንዱ – ህይወት ንምድሓን ክውሰድ ኣብ ዝግብኦ ስጉምትን ኣገባባትን፡ ከምኡ’ውን ኣብ ኣተሓሕዛ ሕሙም ዘተኰረ እዩ። ሓላፊ ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ኣቶ ረሺድ...

Read More

ኤርትራ፡ ኣብ ዋዕላ ሃገራት ኣፍሪቃን ጃፓንን ተሳቲፋ

ኤርትራ፡ ብኣምባሳደራ ኣብ ሪፓብሊክ ደቡብ ኣፍሪቃን ሃገራት ዞባ ደቡባዊ ኣፍሪቃን ኣቶ ሳልሕ ዑመር ተወኪላ፡ ብ3ን 4ን ግንቦት ኣብ ከተማ ጆሃንስበርግ ኣብ ዝተቓንዐ ዋዕላ ቊጠባዊ ልምዓት ሃገራት ኣፍሪቃን ጃፓንን ተሳቲፋ። እቲ ብፕረዚደንት ደቡብ ኣፍሪቃ ስሪል ራማፎዛ ዝተኸፍተ ዋዕላ፡ ረብሓ ሃገራት ኣፍሪቃን ጃፓንን ዘረጋግጽ ወፍሪ ቊጠባዊ ልምዓት ንምዕዛዝ – ኣብ ዝተኻየዱ ዋዕላታት፡ ወፍርታትን ገስጋሶምን ዘተኰረ ነይሩ። ጐድኒ-ጐድኒ እቲ...

Read More

Login

Categories