ኣብ ንኡስ ዞባ ሰገነይቲ፡ ሳጋሚ ባርኖስ ቀውዒ ንምቊጽጻርን ንምጥፋእን ብዝሰላሰል ዘሎ ወፈራታት፡ ብመስኖ ኣብ ዝለምዐ ጀራዲን በቚሉ ዝነበረ ዓፋፉን ተማሕዩ ከምእተቓጸለ ወኪል ኤሪና ሓቢሩ። እቲ ኣብ ምምሕዳራት ከባቢ ማዕረባ፡ ሓዲዳ፡ ደግራ-ልብኤ፡ ሔቦ፡ ኣኽሩር፡ ብርኪቶ፡ ዓዲ-ሓዲድ፡ ዓዲ-ዂታ፡ በራቒት፡ ዓዲ-ቀይሕን ሓድሽ-ዓዲ ብጉነይን ኣብ 90 ሄክታር ዝተኻየደ ወፈራታት፡ ኣድማዒ ከምዝነበረ፡ ክኢላ ምክልኻል ብቚሊ ንኡስ ዞባ ሰገነይቲ ኣቶ መብራህቶም...
Layout A (with pagination)
“ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ክልተ ሰሙን፡ ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ፈደራላዊት ዴሞክራስያዊት ሪፑብሊክ ኢትዮጵያ ንካርቱም ኣብ ዝገበሮ ኣጋጣሚ ዑደት፡ ክልቲኣቶም መንግስታት ‘ንዕጡቓት ተቓውምቲ ኤርትራ’ ዝብልዎም፡ ብዝግባእ ተርኦም ምእንቲ ከሰላስሉ፡ ኣብ ደዶባቶም ምሉእ ደገፍ ኪህብዎምን ኣብ ዶባቶም ካብን ናብን ብሓርነት ኪንቀሳቐሱ መሳለጥያታት ከዋድዱሎምን ተሰማሚዖም። ምውህሃድ ናይ’ቲ ስርሒታት ዘድምዕ ምእንቲ ኪኸውን ከኣ፡ ብወገን ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ካርቱም ኤምባሲ...
ኣብ ንኡሳን ዞባታት ሰረጀቓን ጋላ- ነፍሒን፡ ብ9ን 10ን ግንቦት፡ ብዛዕባ ልምዓታዊ መደባትን ተራ ኮም ኣብ ትግባረኦምን ዝዘተየ ርክባት ተኻዪዱ። ኣመሓዳሪ ዞባ ማእከል ሜጀር ጀነራል ሮሞዳን ዑስማን ኣውልያይ፡ ኣብቶም ዝሰላሰሉን ንትግባረ ዝበጋገሱን ዘለዉ ናይ ልምዓት ንጥፈታት መብርሂ ክህብ እንከሎ፡ ሓለፍቲ ክፍልታትን ጨናፍርን ድማ፡ ንጉዳይ ጤሳ፡ መለሳ መሬት፡ ኣገልግሎታት ትምህርቲን ጥዕናን፡ ከምኡ’ውን ትሕተ-ቅርጺን ካልእን ሓበሬታ ሂቦም። ተሳተፍቲ፡...
ERi-TV, Eritrea – Arabic news for May 15, 2018.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for May 15, 2018.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)