Layout A (with pagination)

ሃበሮ – ህንጻውን ትሕተ-ቅርጻውን መደባት ይትግበር ኣሎ

ሃበሮ – ህንጻውን ትሕተ-ቅርጻውን መደባት ይትግበር ኣሎ

ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ንኡስ ዞባ ሃበሮ፡ ጽበት ክፍልታት ትምህርቲ፡ ጸገም ዝስተ ማይን መጓዓዝያን ንምፍታሕ – ብልዑል ኮማዊ ተሳትፎ፡ ህንጻውን ትሕተ-ቅርጻውን መደባት ይሰላሰል ኣሎ። ብመሰረት’ቲ ዝወጸ ውጥን፡ ኣብ መዝረት፡ ሃበሮ ጻዕዳ፡ ኣፍዓዩን፡ ቃርዖበልን ፍልፍለን ብጠቕላላ 25 ተወሰኽቲ ክፍልታት ትምህርቲ፡ ሽግር ዝስተ ማይ ህዝብን ጥሪትን ንምፍታሕን መስኖኣዊ ሕርሻ ንምምዕባልን ድማ፡ ኣብ ምምሕዳር ከባቢ መዝረት ዲጋ ትስራሕ ከምዘላ...

Read More

ሃገራዊ መዓልቲ ምግራብ፡ “ሓምላይ መሬት – ውሑስ ህይወት”ብዝብል ቴማ ተዘኪራ

ሃገራዊ መዓልቲ ምግራብ – 15 ግንቦት፡ “ሓምላይ መሬት – ውሑስ ህይወት” ብዝብል ቴማ፡ ንመበል 12 ግዜኣ ተዘኪራ። ኣብ’ዚ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስትን ግንባርን ከምኡ’ውን ዕዱማት ኣጋይሽ ዝተሳተፍዎ መደብ፡ ሚኒስተር ሕርሻ ኣቶ ኣረፋይነ በርሀ ኣብ ዘስመዖ ቃል፡ ናይ መወዳእታ ሸቶ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ፡ ልምዕትን ፍርያምን ሃገር ምህናጽ ምዃኑ ጠቒሱ፡ ነዚ ንምትግባር፡ ብመገዲ ምግራብ፡ ምሕዛእ፡ ልምዓት፡ ርትዓዊ ኣጠቓቕማን...

Read More
ሓበሬታ ብዛዕባ ምጅማር ጾም ሮሞዳን

ሓበሬታ ብዛዕባ ምጅማር ጾም ሮሞዳን

ሂላል ወርሒ ሮሞዳን ትማሊ ስለዘይሰረቐት፡ ሎሚ መዛዘሚት ወርሒ ሻዕባን ተቘጺራ፡ ጾም ሮሞዳን ጽባሕ ሓሙስ 17 ግንቦት ከምዝጅምር፡ ቤት-ጽሕፈት ኢፍታእን እስላማዊ ጉዳያትን ሓቢሩ ኣሎ።
ርሑስ ምጅማር ጾም ሮሞዳን ንኹሎም ኣመንቲ።
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)

Read More

Login

Categories