Layout A (with pagination)

መደባት ጽምብል ናጽነት ከምእተጻፈፈ ተሓቢሩ

መደባት ጽምብል ናጽነት ከምእተጻፈፈ ተሓቢሩ

ዝኽሪ መበል 27 ዓመት ናጽነት፡ “ራእይ ብዕዮ” ብዝብል ቴማ ብልዑል ማዕርግ ንምጽምባል ክካየድ ዝጸንሐ ምድላዋት ከምእተጻፈፈ፡ ኮሚሽነር ባህልን ስፖርትን ኣምባሳደር ዘመደ ተኽለ ሓቢሩ። ኣምባሳደር ዘመደ፡ እቶም ካብ 18 ክሳብ 24 ግንቦት፡ ኣብ ኣዳራሻት ሲነማታት፡ ኣደባባያት፡ ጐደናታትን ካልእ ቦታታትን ዝቐርቡ መደባት፡ ብቐንዱ ንባህላዊ ብዙሕነትናን ኣብኡ ዘሎ ስኒትን ጥምረትን፡ ሃገራዊ ክብርታት፡ ከምኡ’ውን ታሪኽ ብረታዊ ተጋድሎና ዘንጸባርቑ ምዃኖም...

Read More

ከረን – ምርጫ ደያኑ ኮማዊ ኣብያተ-ፍርዲ ተኻዪዱ

ኣብ ሰለስተ ምምሕዳራት ከባቢ ከተማ ከረን፡ ካብ 8 ክሳብ 10 ግንቦት ምርጫ ደያኑ ኮማዊ ኣብያተ-ፍርዲ ተኻዪዱ። ሓላፊት ምክትታል ኮማዊ ኣብያተ- ፍርዲ ዞባ ዓንሰባ ወይዘሮ ሓሊማ ሳልሕ፡ እቲ ምርጫ ነቶም ኣብ ስራሕ ዝጸንሑ ንምትካእ ምዃኑ ድሕሪ ምሕባር፡ ደያኑ ንዝመረጾም ህዝቢ ብቕንዕናን ብትግሃትን ከገልግልዎ ተላብያ። ኣብ መወዳእታ፡ ሓንቲ ጓል-ኣንስተይቲ እትርከቦም ሰለስተ ደያኑ ተመሪጾም ኣለዉ። ዝተመርጹ ደያኑ፡ ህዝቢ ንዘሰከሞም ሓላፍነት፡...

Read More
ጽጉማት ዜጋታት፡ ናይ ገንዘብ ሓገዝ ረኺቦም

ጽጉማት ዜጋታት፡ ናይ ገንዘብ ሓገዝ ረኺቦም

ኣብ ወጻኢ ዝነብሩን ብማሕበራዊ መራኸቢታት ዝፍለጡን ኤርትራውያን፡ ኣብ ዑና-ዋጦት – ንኡስ ዞባ ጸሮና ንእትነብር 4 ስንኩላን ደቂ ዘለዉዋ ስድራ ኣቶ ሳልሕ ኣሕመድ ዑመር፡ ኣስታት 172 ሽሕ ናቕፋ ሓገዝ ኣበርኪቶም። እቶም ብኤርትራዊ ሓልዮት ተደሪኾም ነቲ ሓገዝ ዝገበሩ ዜጋታት፡ ብ“ማሕበር ምምዕባል እወታዊ ኣተሓሳስባ” ዝፍለጡ ኮይኖም፡ ኣብ ኣመሪካ፡ ካናዳን እስራኤልን ዝነብሩ እዮም። ኣባላት’ቲ ማሕበር ኣቶ ዳዊት ተኸስተን ወይዘሮ ሰናይት...

Read More

Login

Categories