ERi-TV, Eritrea – Tigre News for May 18, 2018.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
Layout A (with pagination)
May 18, 2018 – Evening Tigrinya Dimtsi Hafash Eritrea Broadcast
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ካብ 11 ግንቦት ጀሚሩ ንሰለስተ መዓልታት ዝቐጸለ ስፖርታውን ባህላውን ቅነ ኣብያተ-ትምህርቲ ዞባ ደቡብ፡ ተመሃሮ ጐድኒ-ጐድኒ ኣካዳሚያዊ ትምህርቶም፡ ዝንባለታቶም ኣብ ምልላይን ዓቕሚታቶም ኣብ ምብርባርን ዓቢ ኣስተዋጽኦ ከምዝገበረ ተገሊጹ። ሓላፊ ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዞባ ደቡብ መምህር ህብትዝጊ ኪዳነ፡ ኣብ’ቲ ብውዕዉዕ መንፈስ ዝተኻየደ ቅነ፡ ካብ ኩለን ንኡሳን ዞባታት ዝተዋጽኡ 600 ተመሃሮ፡ ኣብ ባህላውን ስፖርታውን ከምኡ’ውን ትምህርቲ- ጠቀስ...
መበል 27 ዓመት በዓል ናጽነት፡ ኣብ ደማም – ስዑዲ ዓረብ፡ ካይሮ – ግብጺ፡ ጅቡቲን ደቡብ ሱዳንን፡ “ራኢ ብዕዮ” ብዝብል ቴማ ብልዑል ሱታፌ ህዝቢ ብድምቀት ይጽምበል ከምዘሎ፡ ከካብ ቦታኡ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣረዲኡ። ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፡ ኣብ ደማምን ከባቢኣን – ምብራቕ ስዑዲ ዓረብ ዝነብሩ ዜጋታት ብ11 ግንቦት ኣብ ዘካየድዎ ጽምብል፡ ሓላፊት ቈንስላዊ ጉዳያት ኣብ ርያድ ወይዘሮ ወይኒ ገረዝግሄር ኣብ ዘስመዓቶ ቃል፡...
መራሕቲ ንግስነት ስዑዲ-ዓረብ፡ ሪፓብሊክ ኮርያ፡ ሪፓብሊክ ኦስትርያ፡ ሓባራዊ ሃብቲ ኣውስትራልያ፡ ህንዲ፡ ንግስነት ሞሮኮ፡ ሊባኖስን መክሲኮን፡ ብምኽንያት ጽምብል መበል 27 ዓመት ናጽነት፡ ናብ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ናይ ዮሃና መልእኽቲታት ሰዲዶም። ንጉስ ስዑዲ-ዓረብ ሳልማን ቢን ዓብደልዓዚዝ ኣል-ስዑድን ወራስ ዓራት መሓመድ ቢን ሳልማን ቢን ዓብደልዓዚዝን፡ ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ኮርያ ሙን ጃ ኢን፡ ፈደራላዊ ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ኦስትርያ ኣለክሳንደር...