ERi-TV, Eritrea – Drama Series: Jerom – ጅሮም – 5ይ ክፋል (Part 5), May 19, 2018.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
Layout A (with pagination)
ERi-TV, #Eritrea: Shingrwa/ሸንግርዋ Part XXVI (26) (ከተማ ደቂ ኣምሓረ) – May 19, 2018
ERi-TV, Eritrea – Shingrwa/ሸንግርዋ Part XXVI (26) (ከተማ ደቂ ኣምሓረ) – May 19, 2018.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ኣብ ንኡስ ዞባ ሽዕብ – ምምሕዳራት ከባቢ ቲሉክ፡ መንሸብ፡ ገድገድን ወቒሮን ብክራማት ባሕሪን ውሕጅ ከበሳን ኣብ ዝለምዐ ዘራእቲ መሸላ ዝተራእየ ሳጋሚ ባርኖስ ቀውዒ ንምጥፋእ ብዝተወስደ ስጒምቲ፡ ኣብ 490 ሄክታር ዝነበረ መሸላ ተማሕዩ ከምእተቓጸለ፡ ወኪል ኤሪና ሓቢሩ። ክኢላ ምክልኻል ብቚሊ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ መንእሰይ ተስፋጽዮን ተኽለሰንበት ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ ሓረስቶት ኣቐዲሙ ብዝተገብረሎም ጐስጓሳት፡ ንሳጋሚ ባርኖስ ቀውዒ ካብቶም ካልኦት...
ብምኽንያት ጽምብል መበል 27 ዓመት ናጽነት፡ ብሃማደኤ ዝተወደበ ምርኢት ቅብኣ፡ ቅርጻ- ቅርጺ፡ ከምኡ’ውን ምህዞን ሰንዓን፡ ትማሊ 18 ግንቦት ኣብ ኣዳራሽ ማእከላይ ቤት-ጽሕፈት ናይ’ቲ ማሕበር፡ ብጸሓፊ ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን ኣቶ ኣልኣሚን መሓመድ-ስዒድ ተኸፊቱ። ሓላፊት ክፍሊ ምምሕዳርን ፋይናንስን ሃማደኤ መምህር ዛይድ መስፍን ንኤሪና ኣብ ዝሃበቶ ሓበሬታ፡ እቲ ምርኢት ኣካል ናይ’ቲ በዓል ናጽነት ንምድማቕን ነቲ ኣጋጣሚ ተጠቒምካ ተራን...
ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ብሰንኪ ዝተፈላለየ ማሕበረ-ቊጠባዊ ጸገማት ካብ መኣዲ ትምህርቲ ዝተኣልዩ መንእሰያት ሞያ ቀሲሞም መነባብሮኦም ንኽመርሑ ብዘውጸኦ መደብ፡ ንሰለስተ ኣዋርሕ ብዝተፈላለየ ሞያታት ዘሰልጠኖም 82 መንእሰያት ኣመሪቑ። እቲ ብክልሰ-ሓሳብን ግብሪን ዝተሰነየ ስልጠና፡ ምግጥጣምን ምዝርጋሕን ሻንብቆታት ጽሩይ ማይን ረሳሕ ፈሳስን፡ ምስራሕን ምጽጋንን ሰኪዐት ዓሳ፡ ምዝርጋሕ ኤለክትሪክን ትምህርቲ ኮምፕዩተርን...