ብምኽንያት ጽምብል መበል 27 ዓመት ናጽነት፡ “ደጀን ህዝባዊ ግንባር” ንዝብል ቴማ ማእከል ዝገበረ፡ ብ13 ንኡሳን ዞባታት ማእከል ዝተዳለወ ካርኒቫል፡ ብ22 ግንቦት ምሸት ኣብ ኣስመራ ንምርኢት ቀሪቡ። እቲ ኣብ እዋን ሓርነታዊ ቃልሲ ኣብ ደጀን ንዝነጥፋ ዝነበራ 11 ክፍልታት ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ዝወከለ ምርኢት፡ ኣመሓዳሪ ዞባ ማእከል ሜጀር ጀነራል ሮሞዳን ዑስማን ኣውልያይን ጸሓፊ ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን ኣቶ ኣልኣሚን መሓመድ...
Layout A (with pagination)
ዝኽሪ መበል 27 ዓመት ናይ’ታ ርእሰ ሃገራዊ በዓላትና ዝኾነት ናጽነት፡ ብደረጃ ዞባ ዓንሰባ ብ23 ግንቦት ብዓቢ ድምቀት ተጸምቢሉ። ኣብ ስታድዩም ከተማ ከረን ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት፡ ኣመሓዳሪ ዞባ ዓንሰባ ኣቶ ዓሊ ማሕሙድ፡ ካብ ጽባሕ ሓርነት፡ ንርሑቕ ገጠራት ቀዳምነት ዝሃበ፡ ብቐንዱ ኣብ ምምላእ ማሕበራዊ ኣገልግሎታትን ትሕተ-ቅርጽን ዘተኰረ ዓበይቲ ልምዓታዊ ስራሓት ብልዑል ተሳትፎ ህዝቢ ከምእተሰላሰለ፡ እዚ ድማ ኣብ ምምሕያሽን ምምዕባልን መነባብሮ...
መበል 27 ዓመት በዓል ናጽነት፡ ብደረጃ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ “ራእይ ብዕዮ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ኣብ ከተማ ዓሰብ ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት፡ ትማሊ 23 ግንቦት ብምዕሩግ ኣገባብ ተጸምቢሉ። ኣብ’ቲ ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራን ምብራቓዊ ግንባርን ሜጀር ጀነራል ሑመድ መሓመድ ካሪካረ፡ ኣዛዚ ኣሃዱ ሜካናይዝድ ብሪጋደር ጀነራል ተኪኤ ርእሶም ዝርከብዎም ሓለፍቲ መንግስትን ግንባርን፡ ከምኡ’ውን ብርክት ዝበለ ህዝቢ ዝተሳተፍዎ ስነ-ስርዓት፡ ንቃልሲ...
ብምኽንያት መበል 27 ዓመት ናጽነት ኤርትራ፡ መራሕቲ ኩባ፡ ስዊዘርላንድ፡ ፈረንሳ፡ ዓባይ ብሪጣንያ፡ የመን፡ ሊብያን ናይጀርያን፡ ናይ ዮሃና መልእኽትታት ሰዲዶም። ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ኩባ ሚጉዌል ድያዝ-ካነል፡ ፕረዚደንት ፈደረሽን ስዊስ ኣልያን በርሰት፡ ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ፈረንሳ ኤማንዌል ማክሮን፡ ንግስቲ ዓባይ ብሪጣንያ ኤልሳቤጥ ዳግማዊት፡ ፕረዚደንት ሪፓብሊክ የመን ዓብዱሮቦ መንሱር ሃዲ፡ ኣቦ-መንበር ባይቶ መሪሕነት መንግስቲ ሃገራዊ ሓድነት ሊብያ...
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for May 24, 2018.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)