To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
Layout A (with pagination)
መራሕቲ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃን ሪፓብሊክ ደቡብ ኣፍሪቃን፡ ብምኽንያት ጽምብል መበል 27 ዓመት ናጽነት፡ ናብ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ናይ ዮሃና መልእኽትታት ሰዲዶም። ኣቦ-መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃ ሙሳ ፋኪ መሃማትን ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ደቡብ ኣፍሪቃ ማታሜላ ሲሪል ራማፎሳን ኣብ መልእኽቶም፡ ንፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምሉእ ጥዕና፡ ንኤርትራን ህዝባን ድማ ሰላምን ብልጽግናን ተመንዮም። ኣቦ-መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃ ሙሳ ፋኪ ብተወሳኺ፡...
ህዝቢ ኤርትራ፡ ነታ ሕልሚ ወለዶታት ዘግሃደት 24 ግንቦት – ዕለተ ናጽነቱ፡ ሕብራዊ ርሽት ብምትኳስ፡ መብጽዓኡ ንዝበረኸ ዕዮ እናሓደሰ፡ ብባህታን ተድላን ተቐቢልዋ። ኣብ ከተማ ኣስመራ፡ ብቕድሚ ትማሊ 23 ግንቦት – ልክዕ ፍርቂ ለይቲ ምስ ኣኸለ፡ ሰማያት ርእሰ-ከተማና፡ ንንውሕ ዝበለ ደቓይቕ፡ ንሕብርታት ሃገራዊ ሰንደቕና ብዘንጸባርቕ ርሽት ኣብ ዝተሰለመሉ፡ ህዝቢ ኣብ ጐደናታት ወጺኡ፡ ነቶም ነዚ ብርሃን ዝዓደሉና ሰማእታትና እናዘከረን...
ወግዓዊ ጽምብል መበል 27 ዓመት ናጽነት፡ “ራእይ ብዕዮ” ብዝብል ቴማ ኣብ ስታድዩም ኣስመራ ኣብ ዝተኣንገደ ስነ- ስርዓት፡ ብልዑል ድምቀት ተኻዪዱ። ኮሚሽነር ስፖርትን ባህልን ኣምባሳደር ዘመደ ተኽለ ብስም ሃገራዊ ኣወሃሃዲ ሽማግለ በዓላት ኣብ ዘስመዖ ቃል፡ ጽምብል ናጽነት ንምድማቕ ብውህደት ሓያሎ ኣካላትን ህዝብን ዝተዳለወ መደባት፡ ንመንነትና፡ ባህልና፡ ጽንዓትና፡ ናይ ሓርበኝነት ታሪኽናን ሓድነትናን ብዝበለጸ ዘንጸባርቕ ምዃኑ ብምጥቃስ፡ ግብራውነቱ...
ERi-TV, Eritrea – Arabic News for May 25, 2018.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)