Layout A (with pagination)

ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ ዕለተ-ናጽነቶም ይጽምብሉ ኣለዉ

ኣብ ኢጣልያ፡ ሆላንድ፡ ስዊዘርላንድ፡ ካናዳን ኣውስትራልያን ዝነብሩ ዜጋታት፡ ን24 ግንቦት – መዓልቲ ናጽነት ሃገሮም፡ “ራእይ ብዕዮ” ብዝብል ቴማ ብዝተፈላለየ መሰናድኦታት ጸምቢሎምዋ። ኣብ ከተማታት ሚላኖ፡ ብረሽያ፡ ቦሎኛን ናፖሊን – ኢጣልያ ኣብ ዝተኻየደ ጽምብላት ዝተሳተፉ ዜጋታት፡ ናጽነት ፍረ መስዋእትን ውፉይ ጻዕርን ስለዝኾነት፡ ምዕቃባን ብልምዓት ምድራዓን ሓላፍነት ነፍስ- ወከፍ ኤርትራዊ ምዃኑ ከምዝግንዘቡን፡ ተሳትፎኦም ኣብ...

Read More
ኣብ ምም/ከባቢ እምበረሚ ምድልዳል መሬት ሕርሻ ተኻዪዱ

ኣብ ምም/ከባቢ እምበረሚ ምድልዳል መሬት ሕርሻ ተኻዪዱ

ኣብ ንኡስ ዞባ ባጽዕ – ምምሕዳር ከባቢ እምበረሚ፡ ካብ ከበሳ ብዝወረደ ወሓይዝ ኣብ ዝለምዕ ሕርሻ ብዝተገብረ ምድላዳል፡ 396 ሓረስቶት መሬት ሕርሻ ከምእተዓደሉ ተሓቢሩ። ኣካይዲ ስራሕ ምምሕዳር ከተማ ባጽዕ ኣቶ ተወልደ ተስፋዝጊ ምስ ህዝቢ’ቲ ምምሕዳር ከባቢ ኣብ ዝገብሮ ርክብ፡ እቲ ዕላማ እቶታውነት ክብ ብምባል መነባብሮ ሓረስቶት ምምሕያሽ ምዃኑ ብምሕባር፡ ጽጉማትን ብደቂ-ኣንስትዮ ዝእለያን ስድራቤታት ተጠቀምቲ ኮይነን ከምዘለዋ ኣብሪሁ።...

Read More
መራሕቲ ኢጣልያን ሊባኖስን ናይ ዮሃና መልእኽቲ ሰዲዶም

መራሕቲ ኢጣልያን ሊባኖስን ናይ ዮሃና መልእኽቲ ሰዲዶም

መራሕቲ ኢጣልያን ሊባኖስን፡ ብምኽንያት ጽምብል መበል 27 ዓመት ናጽነት፡ ብስሞምን ብስም መንግስታቶምን ናብ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ናይ ዮሃና መልእኽቲ ሰዲዶም። ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ኢጣልያ ሲኞር ሰርጆ ማታሬላን ቀዳማይ ሚኒስተር ሊባኖስ ሳዓድ ኣልሓሪሪን ኣብ መልእኽትታቶም፡ ንፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምሉእ ጥዕና፡ ንኤርትራን ህዝባን ድማ ዓወት፡ ራህዋን ብልጽግናን ድሕሪ ምምናይ፡ ኣብ መንጎ ሃገራቶምን ኤርትራን ዘሎ ሕውነታዊ ዝምድና ንምምዕባል...

Read More

Login

Categories