Layout A (with pagination)

ሓጋዝ – ንዜጋታት ዓይነታዊ ደገፍ ተገይሩ

ሓጋዝ – ንዜጋታት ዓይነታዊ ደገፍ ተገይሩ

ሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን፡ ከም ኣካል ናይ’ቲ መነባብሮ ስንኩላን፡ ስድራ ስዉኣት፡ ኣለይቲ ስድራ ደቂ- ኣንስትዮ፡ ኣለይቲ ዘኽታማትን በተኻት ስድራ-ቤታትን ንምምሕያሽ ዘሰላስሎ ዘሎ መደባት፡ ኣብ ንኡስ ዞባ ሓጋዝ ክልተ ዝእግረን 90 ካሮሳታት ዓዲሉ። ሓላፊ ቤት-ጽሕፈት’ቲ ሚኒስትሪ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ሰሎሞን መሓሪ ንኤሪና ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ እተን ምንጪ ቊጠባዊ እቶት ክኾና ዝተዓደላ ካሮሳታት፡ ኣቐዲሙ ብዝተኻየደ መጽናዕቲ ጸገማቶም...

Read More
ዓንሰባ – መልከፍቲ ኤች.ኣይ.ቪ./ኤይድስ ኣንቈልቊሉ

ዓንሰባ – መልከፍቲ ኤች.ኣይ.ቪ./ኤይድስ ኣንቈልቊሉ

ኣብ ዞባ ዓንሰባ፡ ንቕሓትን ኣፍልጦን ሕብረተ-ሰብ ኣብ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ብሓፈሻ፡ ኣብ ኤች.ኣይ.ቪ./ኤይድስ ድማ ብፍላይ ክብ ብምባሉ፡ ንምቊጽጻሩ ዝተኻየደ ጻዕሪ ኣዕጋቢ ውጽኢት ከም ዝተረኽቦ ተገሊጹ። ሓላፊት ምቊጽጻር ኤች.ኣይ.ቪ./ ኤይድስ ኣብ’ቲ ዞባ ወይዘሮ ምጽላል ተስፋማርያም፡ ምስ ነበርቲ ከተማ ሓጋዝ ኣብ ዝገበረቶ ርክብ፡ ክሰላሰል ዝጸንሐ ውሁድ መደባት ናይ ባህሪ ለውጢ ስለዘምጽአ፡ መልከፍቲ ናይ’ቲ ሕማም ናብ ትሕቲ 1 ሚእታዊት ወሪዱ...

Read More
ናቕፋ – ሓረስቶት ሕርሻዊ ንጥፈታት ንምድንፋዕ ኣበርቲዖም ከምዝሰርሑ ገሊጾም

ናቕፋ – ሓረስቶት ሕርሻዊ ንጥፈታት ንምድንፋዕ ኣበርቲዖም ከምዝሰርሑ ገሊጾም

ኣብ ንኡስ ዞባ ናቕፋ፡ ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ ኣበሎ፡ ሕርሻዊ ንጥፈታት ብምድንፋዕ ውሕስነት መግቢ ንምርግጋጽ ኣበርቲዖም ከምዝሰርሑ ገሊጾም። ንሳቶም ምስ ኣመሓዳሪ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ያቆብ እድሪስ ኣብ ዝገበርዎ ርክብ፡ ዘለዎም ጸገማትን ሕጽረታትን ድሕሪ ምብራህ፡ ኣብ’ቲ ከባቢ ዝተዋደዱ መሰረታዊ ትካላት ማሕበራዊ ኣገልግሎት ኣብ ምምሕያሽ መነባብሮኦም ኣስተዋጽኦ ይገብሩ’ኳ እንተሃለዉ፡ ኣብ ሕርሻን ልምዓት ጀራዲንን ብዝለዓለ ክነጥፉ ከምዝደልዩ ኣብሪሆም።...

Read More

ኤርትራውያን ነበርቲ ጅዳን ኦክላንድን ናጽነት ሃገሮም ጸምቢሎም

ኤርትራውያን ነበርቲ ጅዳ – ንግስነት ስዑዲ ዓረብን ኦክላንድ – ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን፡ ጽምብል ናጽነት ሃገሮም ብክብ ዝበለ ማዕርግ ኣብዒሎም። ኣብ ጅዳ – ኣዳራሽ ቀይሕ ባሕሪ ዝተኻየደ ብርክት ዝበሉ ወለድን ደቆምን ዝተሳተፍዎ ድሙቕ ጽምብል፡ ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ብሃገራዊ ፍቕሪ ተጠሚሮም ንዘካይድዎ ንጥፈታት ዘንጸባረቐ ነይሩ። ሓላፊ ህዝባውን ኮማውን ጉዳያት ኣቶ ሳልሕ ማሕሙድ ሳበ፡ ናጽነት ክውንቲ ዝገበረ...

Read More
መራሕቲ ሃገራትን ኣህጉራውያን ውድባትን ናይ ዮሃና መልእኽቲ ሰዲዶም

መራሕቲ ሃገራትን ኣህጉራውያን ውድባትን ናይ ዮሃና መልእኽቲ ሰዲዶም

ኣህጉራዊ ፈደረሽን ሰላምን ፍቕሪን፡ ውድብ መግብን ሕርሻን ሕቡራት ሃገራት፡ ከምኡ’ውን ቡርኪናፋሶን ጆርጅያን፡ ብምኽንያት መበል 27 ዓመት ጽንብል ናጽነት፡ ናይ ዮሃና መልእኽቲ ሰዲዶም። ፕረዚደንት ቡርኪናፋሶ ክሪስትያን ካቦረ፡ ፕረዚደንት ኣህጉራዊ ፈደረሽን ሰላምን ፍቕሪን ዶክተር ሆንግ ታኦ-ዘ፡ ዋና ኣመሓዳሪ ውድብ መግብን ሕርሻን ሕቡራት ሃገራት ጆሴ ግራዝያኖ ዳ-ሲልቫ፡ ከምኡ’ውን ምኽትል ቀዳማይ ሚኒስተር ጆርጅያ ሚኼል ጃነሊዝ ኣብ መልእኽቶም፡...

Read More

Login

Categories