Layout A (with pagination)

ብሓደጋ ኣውቶቡስ 33 ሰባት ሞይቶም

ትማሊ 28 ግንቦት ኣብ ሰዓታት ናይ ንግሆ፡ ኣብ መስመር ኣስመራ – ከረን ብዘጋጠመ ሓደጋ ምግምጣል ኣውቶቡስ፡ 33 ሰባት ሞይቶም። በዚ ካብ ኣስመራ ኣብ ኣስታት 52 ኪሎ ሜተር – ከባቢ ሽንድዋ ዘጋጠመ ሓደጋ፡ ከቢድ ኣካላዊ ማህሰይቲ ዝወረዶም መራሒ መኪና ዝርከቦም 11 ሰባት፡ ንዝለዓለ ሕክምና ናብ ሆስፒታል ሓሊበት ከም እተወስዱ፡ ወኪል ኤሪና ሓቢሩ። ሓደጋ ዘጋጠማ ኣውቶቡስ፡ ቊጽሪ ሰሌዳኣ ኮድ 3-A 4095 ዝኾነን ብግሊ እትውነንን...

Read More
ተቐማጦ ከተማ ናቕፋ ጽርግያ ይጽግኑ ኣለዉ

ተቐማጦ ከተማ ናቕፋ ጽርግያ ይጽግኑ ኣለዉ

ተቐማጦ ከተማ ናቕፋ፡ ፕሮጀክት ማይ ናብ ዝሰላሰለሉ ዘሎ ሩባ ወግሬት ዝኣቱ 15 ኪሎ-ሜተር ዝንውሓቱ ናይ ሓመድ ጽርግያ፡ ንማሽነሪታት ዘሕልፍ ንምግባሩ ይጽግንዎን የስፍሕዎን ከምዘለዉ ወኪል ኤሪና ሓቢሩ። ዘካይድዎ ዘለዉ ወፈራ፡ ነቲ ፕሮጀክት ብምቅልጣፍ ዘለዎም ጸገም ዝስተ ጽሩይ ማይ ንምቅላል ዝዓለመ ምዃኑ፡ እቶም ነበርቲ ገሊጾም። ነቲ ስራሕ ዝመርሕ ዘሎ ኣቶ መሓመድ-ሓምድ ሳልሕ፡ ነበርቲ ዝተመደበሎም ስራሕ በብጉጅለ ተወዲቦም ይዓምዎ ከምዘለዉ ብምሕባር፡...

Read More

ክኢላታት ሕርሻ፡ ንምክልኻል ሳጋሚ ባርኖስ ዝሕግዝ ትምህርቲ ተዋሂቡዎም

ኣብ ከተማ ደቀምሓረ፡ ካብ ኩለን ዞባታት ሃገርና ንዝተዋጽኡ ኣስታት 40 ክኢላታት ሕርሻ፡ ኣብ ምክልኻል ሳጋሚ ባርኖስ ዘተኰረ ስልጠና ተዋሂቡ። ኣብ’ቲ “ምሕደራ ሳጋሚ ባርኖስ ቀውዒ ብመንገዲ ውሁድ ምክልኻል ባልዓት” ብዝብል ኣርእስቲ ካብ 16 ክሳብ 20 ግንቦት ዝተዋህበ ስልጠና፡ ካብ ኮለጅ ሕርሻ ሓመልማሎ ፕሮፌሰር ኣዱንያ ሃይለ፡ ንምቊጽጻር ሳጋሚ ባርኖስ ቀውዒ ሓገዝቲ ኣብ ዝኾኑ፡ ክንክን ግራት፡ ምሕላው እዋን ዘራእቲ፡ ምክያድ ዋህራር፡ ምዝውታር...

Read More
መራሕቲ ኣርባዕተ ሃገራት ናይ ዮሃና መልእኽቲ ሰዲዶም

መራሕቲ ኣርባዕተ ሃገራት ናይ ዮሃና መልእኽቲ ሰዲዶም

መራሕቲ ኣይቮሪኮስት፡ ኔዘርላንድስ፡ ግሪኽን ስሪላንካን፡ ብምኽንያት ጽምብል መበል 27 ዓመት ናጽነት፡ ናብ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ናይ ዮሃና መልእኽትታት ሰዲዶም። ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ኣይቮሪኮስት – ኣላሳን ዋታራ፡ ንጉስ ኔዘርላንድስ – ሚልየም ኣለክሳንደር፡ ፕረዚደንት ግሪኽ – ፕሮኮፒዮስ ፓቭሎፖሎስ፡ ከምኡ’ውን ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ስሪላንካ – ማይስሪፓላ ሲሪሰና ብስሞምን ብስም ህዝብታቶምን ኣብ ዝሰደድዎ...

Read More

Login

Categories