Layout A (with pagination)

ደቡብ – ኣብ ምውሓስ ድሕነት ቈልዑ ዘተኰረ ርክብ ተኻዪዱ

ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ኣብ ምውሓስ ድሕነትን መሰላትን ቈልዑ ዘተኰረ፡ ፖሊስ፡ ኣኽበርቲ ሕጊ፡ ከምኡ’ውን ኮሚተታት መሰላት ቈልዑ ንኡሳን ዞባታት መንደፈራን ድባርዋን ዝተሳተፍዎ ርክብ – ኣብ ተራ- እምኒ ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ ርክብ፡ ኣብ ክልቲአን ንኡሳን ዞባታት ናይ ዝተተግበረ መደባት ጸብጻብ ክቐርብ እንከሎ፡ ኣብ ስራሕ ዝነበረ ብልጫታትን ድኽመታትን ተገምጊሙ። ኣብ ሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ሓላፊ ኣሃዱ ድሕነት ቈልዑ ኣቶ ሙሴ ሓድሽ፡ ድሕነት...

Read More
ጸገም ማይ ከተማ ናቕፋ ንምፍታሕ ጻዕርታት ይካየድ

ጸገም ማይ ከተማ ናቕፋ ንምፍታሕ ጻዕርታት ይካየድ

ኣብ ከተማ ናቕፋ ዘሎ ሽግር ዝስተ ማይ ንምፍታሕ፡ ብምትሕብባር ምምሕዳር ንኡስ ዞባን መሻርኽቱን፡ ከምኡ’ውን ብልዑል ሱታፌ ህዝቢ ኣድማዒ ንጥፈታት ይሰላሰል ኣሎ። እቲ ፕሮጀክት፡ ምዂዓት ምንጪ ማይ፡ ምህናጽ 150 ፊስቶ ዝሕዝ መኸዘኒ፡ ምዝርጋሕ ሰለስተ ኪሎ-ሜተር ሻምብቆታት፡ ከምኡ’ውን ምጽጋን ካብ ከተማ ናቕፋ ናብ ሩባ ወግሬት ዝኣቱ ጽርግያ ከም ዘጠቓልል፡ ኣመሓዳሪ ንኡስ ዞባ ናቕፋ ኣቶ ያቆብ እድሪስ ሓቢሩ። ነበርቲ ብሓፈሻ ወነንቲ መካይን ድማ ብፍላይ...

Read More

ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ በዓል ናጽነቶም ይጽምብሉ ኣለዉ

ኤርትራውያን ተቐማጦ ሪፓብሊክ ሱዳን፡ ደቡብ ሱዳን፡ ካሊፎርንያ – ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ቱቢንገን – ጀርመንን፡ ንመበል 27 በዓል ናጽነት ኤርትራ፡ “ራእይ ብዕዮ” ብዝብል ቴማ፡ ንርዝነትን ክብሪን ናይ’ታ ዕለት ብዘንጸባረቕ መደባት ብድምቀት ጸምቢሎምዋ። ኣብ ከተማ ካርቱም ኣብ ዝኻየደ – ብርክት ዝበሉ ኤርትራውያን፡ ዲፕሎማሰኛታት፡ ወከልቲ ባይቶ ዓለማዊ ምሕዝነት ህዝብታትን ባይቶ ምሕዝነት ኤርትራን ሱዳንን ዝተረኽቡሉ...

Read More
መራሕቲ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፡ ዮርዳኖስን ሊብያን፡ ናይ ዮሃና መልእኽቲ ሰዲዶም

መራሕቲ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፡ ዮርዳኖስን ሊብያን፡ ናይ ዮሃና መልእኽቲ ሰዲዶም

መራሕቲ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፡ ዮርዳኖስን ሊብያን፡ ብምኽንያት ጽምብል መበል 27 ዓመት ናጽነት፡ ናብ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ናይ ዮሃና መልእኽትታት ሰዲዶም። ፕረዚደንት ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኸሊፋ ቢን ዛይድ ኣልናህያን፡ ምክትል ፕረዚደንት፡ ኣቦ-መንበር ባይቶ ሚኒስተራትን ኣመሓዳሪ ዱባይን መሓመድ ቢን ራሽድ ኣልመክቱም፡ ወራስ ዓራት ኣቡዛቢን ምክትል ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይልታት ምክልኻልን መሓመድ ቢን ዛይድ ኣልናህያን፡ ከምኡ’ውን ንጉስ ዮርዳኖስ...

Read More

Login

Categories