Layout A (with pagination)

ገዲም ተጋዳላይ  መለስ ስዩም ተሰዊኡ

ገዲም ተጋዳላይ መለስ ስዩም ተሰዊኡ

ኣብ ሚኒስትሪ ጥዕና ዳይረክተር ሃገራዊ ላቦራቶሪ ዝነበረ ገዲም ተጋዳላይ መለስ ስዩም፡ ብ29 መጋቢት 2018 ኣብ መበል 70 ዓመት ዕድመኡ ብሕማም ተሰዊኡ። ካብ 1973 ክሳብ 1975 ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ፡ ካብ 1975 ክሳብ 1976 ድማ ኣብ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ተወዲቡ ኣብ ኣዲስ- ኣበባ ከም ሓፋሽ ውድባት ከገልግል ድሕሪ ምጽናሕ፡ ኣብ ወርሒ ነሓሰ 1976 ናብ መሳርዕ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ዝተጸንበረ ገዲም ተጋዳላይ መለስ...

Read More
ኣብ ሕክምና ፊዝዮቴራፒን ኣገዳስነቱን ዝጸንሐ ኣፍልጦ ይብርኽ

ኣብ ሕክምና ፊዝዮቴራፒን ኣገዳስነቱን ዝጸንሐ ኣፍልጦ ይብርኽ

ኣብ ሕክምና ፊዝዮቴራፒን ኣገዳስነቱን ዝጸንሐ ኣፍልጦ እናዓበየ ብምምጽኡ፡ ቊጽሪ ተጠቀምቲ ክብ ከምዝበለ፡ ሜዲካል ዳይረክተር ማእከል ፊዝዮተራፒ ኣስመራ ኣቶ ብርሃነ ሓያሉ ሓቢሩ። ኣብ’ቲ ማእከል፡ መልመስቲ፡ ምጭብባጥ ጭዋዳታትን መስበርትን ዘጋጠሞም ሕሙማት ከምዝመጹ ዝሓበረ ኣቶ ብርሃነ፡ ብዝተገብረሎም ናይ ምንቅስቓስ ኣካላት፡ ኤሌክትሮቴራፒን ኣኩምፓክቸር ድማ፡ 80 ሚእታዊት ካብኣቶም ጽቡቕ ምምሕያሽ ከምዘርእዩ ገሊጹ። ተገልገልቲ፡ ኣብ’ቲ ማእከል...

Read More
“ሃገራዊ መደባት ንምዕዋት ክንሰርሕ ኢና”ኤርትራውያን ኣብ ኤውሮጳ

“ሃገራዊ መደባት ንምዕዋት ክንሰርሕ ኢና”ኤርትራውያን ኣብ ኤውሮጳ

ኣብ ስዊዘርላንድን ጀርመንን ዝነብራ ኤርትራውያን ደቂ-ኣንስትዮ፡ ውዳበአን ብምሕያል፡ ንዓወት ሃገራዊ መደባት ከምዝሰርሓ ኣረጋጊጸን። ውዳበታት ንኡሳን ጨናፍር ሃማደኤ ኣብ ከተማታት ጀነቫ፡ ስዮን፡ ሳንጋለን፡ በርን፡ ፍሪቡርግ፡ ባዝል፡ ሉዛን፡ ኩር፡ ሞንተ፡ ስሉተርን፡ ሉሰርን ኖሻተልን ቨቨን – ስዊዘርላንድ፡ ብምኽንያት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ- ኣንስትዮ፡ ንታሪኽ ኤርትራዊት ጓል- ኣንስተይቲ ዘንጸባርቕ መደባት ከምኡ’ውን ምስ ባህልን ልምድን ህዝቢ...

Read More

Login

Categories