ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተሬዝ፡ ብምኽንያት ጽምብል መበል 27 ዓመት ናጽነት፡ ናብ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ናይ ዮሃና መልእኽቲ ሰዲዱ። ሚስተር ጉተሬዝ ኣብ መልእኽቱ፡ “ኣብ’ዚ ዕለተ ናጽነትኩም ተኽብሩሉ ዘለኹም ግዜ፡ ኣድማዒ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብምፍጣር፡ ሰላምን ዘላቒ ምዕባለን ንምርግጋጽን ንምውሓስን፡ ምስ ኩለን ኣባል ሃገራት ብንጥፈት ከምዝሰርሕ ከረጋግጽ እፈቱ” ኢሉ። Share this:Click to share on Twitter...
Layout A (with pagination)
ERi-TV, Eritrea – Tigre News for June 01, 2018.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
June 1, 2018 – Evening Tigrinya Dimtsi Hafash Eritrea Broadcast
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ጨናፍር ሃገራዊ ማሕበር ደቂ- ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ስዊዘርላንድን ጀርመንን፡ ውዳበታቶም ዘደንፍዕ መደባት ከምዘሰላሰሉ፡ ካብ’ቲ ቦታ ዝበጽሓና ሓበሬታ ገሊጹ። ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፡ ሃማደኤ ጨንፈር ስዊዘርላንድ፡ “እርከና ደቂ- ኣንስትዮ መቕድም ምዕሩይነት” ብዝብል ቴማ፡ 5ይ ጉባኤኡ ኣብ ከተማ በርን ኣቃኒዑ። ኣብ’ቲ ወከልቲ ዝተፈላለያ ሃገራውያን ውዳበታት ደገፎም ዝገለጹሉ ጉባኤ፡ ኣደ-መንበር ሃማደኤ ዞባ ኤውሮጳ ወይዘሮ ንግስቲ ጸጋይን ሓላፊ ህዝባውን...
መንእሰያት፡ ባህላውን ስፖርታውን ብቕዓቶም ንኽሕይል፡ ደገፍን ምትብባዕን ሕብረተ-ሰብ ከይፍለዮም፡ ብ28 ግንቦት ኣብ ዝተኻየደ መዛዘሚ ቅነ ኣብያተ-ትምህርቲ ንኡስ ዞባ ሰረጀቓ መዘኻኸሪ ቀሪቡ። ኣብ’ቲ 18 ናይ መባእታ፡ 5 ናይ ማእከላይ፡ 3 ናይ ካልኣይ ደረጃ – ብሓፈሻ 26 ኣብያተ-ትምህርቲ ዝተሳተፍኦ ቅነ፡ መዛሙር፡ ድራማታት፡ ግጥምታት፡ ከምኡ’ውን ስፖርታዊ ውድድራትን ምርኢታትን ቀሪቡ። ኣካያዲ ስራሕ ምምሕዳር ናይ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ...