Layout A (with pagination)

ነበርቲ ጀምሂለ ንትካላት ማሕበራዊ ኣገልግሎት ይምጒሱ

ነበርቲ ጀምሂለ ንትካላት ማሕበራዊ ኣገልግሎት ይምጒሱ

ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ ጀምሂለ – ንኡስ ዞባ ዳህላክ፡ ተሃኒጹሎም ዘሎ መሰረታዊ ትካላት ማሕበራዊ ኣገልግሎት፡ ኣብ መነባብሮኦም ለውጢ ከምዘምጽአ ብምሕባር፡ ንምምዕባሉ ካብኦም ዝሕተት ከማልኡ ዘለዎም ቅሩብነት ኣረጋጊጾም። ኣገልግሎታት ጥዕና፡ ትምህርትን ካልእን ብቐረባ ይረኽቡ ከምዘለዉ፡ በብእዋኑ ብዝካየደሎም ጎስጓሳትን ዝወሃቦም ኣስተምህሮታትን ድማ ንቕሓቶም ኣብ ጥቕምን ኣገዳስነትን ትምህርትን ዘበናዊ ሕክምናን እናዓበየ ስለዝመጸ፡ ኣብ...

Read More

ኣብ ጋሽ-ባርካን ባጽዕን፡ ብሞያ ዝሰልጠኑ መንእሰያት ተመሪቖም

ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ንኽልተ ኣዋርሕ ብምሕደራ፡ ኣመራርሓን ምስኡ ዝኸይድ ሞያታትን ከሰልጥኖም ዝጸንሐ 107 መንእስያት ሰራሕተኛታት መንግስቲ፡ ብ30 ግንቦት ተመሪቖም። ኣብ’ቲ ጨንፈር ሓላፊ ኣሃዱ ምርምርን ምምዕባል ዓቕሚ-ሰብን ኣቶ ሓይልኣብ ሃብታይ፡ እቲ ሰልጠና ሞያዊ ብቕዓት ሰራሕተኛታት ብምብራኽ፡ ኣፍራይነትን ትግባረ መደባት ስራሕን ንምድንፋዕ ከምኡ’ውን ስሉጥን ጽፉፍን ኣገልግሎት ንምርግጋጽ ምዃኑ ገሊጹ። ሓላፊ’ቲ ጨንፈር...

Read More
ነበርቲ መዝረት፡  “ሳላ ዝተጠርነፍና ረቢሕና” ይብሉ

ነበርቲ መዝረት፡ “ሳላ ዝተጠርነፍና ረቢሕና” ይብሉ

ነበርቲ መዝረት – ንኡስ ዞባ ሃበሮ፡ ብምጥርናፎም ተረባሕቲ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት – ብሕልፊ ኣብ ማይን ትምህርቲን ክኾኑ ምብቅዖም ገሊጾም። “ረብሓ ምጥርናፍ፡ ምስ ተጠርነፍና’ዩ ተረዲኡና” ዝበሉ’ቶም ወሃብቲ ርእይቶ፡ ኣብ 1999 ኣብ መዝረት ካብ ዝጥርነፉ፡ ርጉእ መነባብሮ ብምምራሕ ኣብ ምምዕባል ከባቢኦም ኣስተዋጽኦ ይገብሩ ከምዘለዉ ሓቢሮም። ኣመሓዳሪ ናይ’ታ ምምሕዳር ከባቢ ኣቶ መሓመድ ፈረጅ፡ መዝረት ዕዉት መርኣያ ምጥርናፍ ዓድታት...

Read More

Login

Categories