ኣብ ንኡስ ዞባ ሓጋዝ – ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ በጉ፡ ንሂወቶም ርግኣት ዝፈጥርን ዝልውጥን ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ክዋደደሎም ብምሕታት፡ ኣብ’ቲ ዝካየድ ንጥፈታት ብዓቕሞም ክሳተፉ ዘለዎም ድሉውነት ኣረጋጊጾም። ንሳቶም ንኤሪና ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ፡ መሰረታዊ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ንምርካብ ናብ ከረንን ሓጋዝን ክኸዱ ይግደዱ ምህላዎም፡ እዚ ድማ ኣደዳ ሃልኪ ገንዘብን ጉልበትን ይገብሮም ከምዘሎ ብምሕባር፡ ተሪፍዎም ዘሎ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት...
Layout A (with pagination)
ሃገራዊ ኮርፖረሽን መድሕን ኤርትራ፡ ትማሊ 2 ሰነ መበል 14 ስሩዕ ሓፈሻዊ ዓመታዊ ኣኼባን ካልኣይ ፍሉይ ኣኼባን ወነንቲ ብርኪ፡ ኣብ ሆቴል ኣስመራ ፓላስ ኣካይዱ። ኣቦ-መንበር ቦርድ ወነንቲ ብርኪ ሃገራዊ ኮርፖረሽን መድሕን ኤርትራ ኣቶ ግርማይ ገብረመስቀል ኣብ ዘስመዖ ቃል፡ ስሩዕ ሓፈሻዊ ኣኼባ፡ ከም ዝለዓለ ኣካል ምምሕዳር ናይ’ቲ ኮርፖረሽን፡ ካብ 2004 በብዓመቱ እናተኣከበ፡ ኣብ ዝቐርቡ ኣጀንዳታት – ብግሉጽነት፡ ምስትውዓልን ንቕሓትን...
ምዕሩይነት ዝርግሐ ትምህርቲ ብምርግጋጽ፡ ዜጋታት ተጠቀምቲ መሰረታውን ኪኖኡ ዝኸይድን ኣገልግሎት ትምህርቲ ንክዀኑ ኣብ ዝግበር ዘሎ ጻዕሪ፡ ብቕዓት ስርዓተ -ትምህርቲ ዝያዳ ንምሕያል ብኣተኲሮ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊጹ። ኣብ ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዳይረክተር መጽናዕትን ሓበሬታን ኣቶ ሃይሉ ኣስፋሃ ንኤሪና ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ መንግስቲ ኤርትራ፡ ትምህርቲ መሰረታዊ ረቛሒ ንልምዓት ከምዝኾነ ስለዝኣምን፡ ካብ’ቲ ጽንኩር ናይ ሓርነታዊ ቃልሲ እዋን ጀሚሩ፡ ኣብ’ዚ...
ERi-TV, Eritrea – Arabic news for June 4, 2018.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for June 4, 2018.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)