To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
Layout A (with pagination)
ERi-TV, Eritrea – Tigre News for June 5, 2018.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya Evening News for June 5, 2018.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ኣብ ረብሓታት ምፍራይ ዓሳ ኣብ ጥዑም ማይ ዘተኰረ፡ ብጨንፈር ሚኒስትሪ ሃብቲ ባሕሪ ዝተወደበ ዓውደ-ዘተ፡ ብ31 ግንቦት ኣብ ከተማ ከረን ተኻዪዱ። ዋና ዳይረክተር ክፍሊ መሬትን ሕርሻን ዞባ ዓንሰባ ኣቶ ባህታ ቴድሮስ ኣብ ዘስመዖ መኽፈቲ ቃል፡ ዕላማ ናይ’ቲ ዓውደ-ዘተ፡ መሻርኽቲ ብዛዕባ’ቲ ኣብ ጥዑም ማይ ዝሰላሰል ዘሎ ምርባሕ ዓሳታት ኣፍልጦ ከምዝህልዎም ንምግባር፡ ከምኡ’ውን ብዛዕባ’ቲ ኣብ ደረጃ ትግባረ በጺሑ ዘሎ ፕሮጀክት “ምሕደራ ጸጋታት ዓሳ”...
ኣብ ንኡስ ዞባ ሰገነይቲ፡ ብሃማመተኤ ኣብ ዝተወደበ ናይ ልዕሊ ሰለስተ ኣዋርሕ ሞያዊ ስልጠና ዝተሳተፉ 58 መንእሰያት፡ ተመሪቖም። ኣብ’ቲ ስነ-ስርዓት፡ እቶም መንእሰያት መበገሲ ዝኾኖም ሞያ ቀሲሞም ስለዘለዉ፡ ብስራሕ ከማዕብልዎን ንከባቢኦም ኣርኣያ ለውጢ ክኾኑን መዘኻኸሪ ቀሪቡ። ሓላፊ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ንኡስ ዞባ ሰገነይቲ ኣቶ ሃብተጋብር ገብረመድህን ኣብ ዘስመዖ ቃል ድማ፡ በብእዋኑ ዝውደብ ሞያዊ ስልጠናታት፡ መነባብሮ ናይቶም ብግቡእ ዝተጠቕሙሉ...