Layout A (with pagination)

ሃገራዊ መርመራ ሻሙናይ ክፍሊ ክወሃብ ጀሚሩ

ሃገራዊ መርመራ ሻሙናይ ክፍሊ ክወሃብ ጀሚሩ

ሃገራዊ መርመራ ሻሙናይ ክፍሊ ዓመተ-ትምህርቲ 2017/2018፡ ትማሊ ረቡዕ 6 ሰነ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ክወሃብ ጀሚሩ። ኣብ ሚኒስትሪ ትምህርቲ ሓላፊ ኣሃዱ ሃገራዊ መርመራ ኣቶ ሃብተ ኣስፍሃ ንኤሪና ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ ክልተ ነቚጣታት ጅዳን ሪያድን ሓዊስካ፡ እቲ ፈተና ብጠቕላላ ኣብ 392 ነቚጣታት ከምዝካየድ ገሊጹ። ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፡ ኣብ’ዚ ክሳብ ጽባሕ ሓሙስ 7 ሰነ ዝቕጽል ሃገራዊ መርመራ፡ ካብ ኣህጉራዊ ኣብያተ-ትምህርቲ ኤርትራውያን...

Read More
ፎርቶ-ሳዋ – ንመንእሰያት ሞያዊ ስልጠና ተዋሂቡ

ፎርቶ-ሳዋ – ንመንእሰያት ሞያዊ ስልጠና ተዋሂቡ

ኣብ ንኡስ ዞባ ፎርቶ-ሳዋ፡ ሞያዊ ስልጠናታት ዝቐሰሙ 46 መንእሰያት ተመሪቖም። ሓላፊ ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተመሃሮን ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ እቲ ዕላማ፡ ኣካል ናይ’ቲ ሞያዊ ዓቕሚ መንእሰያት ንምህናጽን ንቕሓቶም ንምብራኽን ዝካየድ ዘሎ ንጥፈታት ምዃኑ ሓቢሩ። ኣቐዲሞም ዝተዋህቡ ተመሳሰልቲ ሞያዊ ስልጠናታት ጽቡቕ ውጽኢት ከምዝተረኽቦም ጠቒሱ ድማ፡ ኣብ’ቲ ከባቢ ዘሎ ጸጋ ንምምዝማዝ ዘኽእል ዓውድታት ከምዝጽንብር ብምግባር ብዝለዓለ...

Read More
ሰልዓን ከርከበትን – ኣብ መደባት ልምዓትን ኮማዊ ተሳትፎን ተዘትዩ

ሰልዓን ከርከበትን – ኣብ መደባት ልምዓትን ኮማዊ ተሳትፎን ተዘትዩ

ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ – ንኡስ ዞባታት ሰልዓን ከርከበትን፡ ኣብ ትግባረ መደባት ልምዓትን ኮማዊ ተሳትፎን ዘተኰረ ርክባት ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ ኣብ ርከብን ኣግማይትን ምስ ወከልቲ ህዝቢ ዝተኻየደ ዘተ፡ ጸሓፊ ህግደፍ ዞባ ጋሽ-ባርካ ኣቶ ብርሃነ ክፍለ፡ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ንዝካየድ ዘሎ ልምዓታዊ መደባትን ገስጋሱን ኣመልኪቱ መብርሂ ሂቡ። ኣካዳምያውን ሞያውን ዓቕሚ መንእሰያት ንምሕያል ዝካየድ ዘሎ ጻዕሪ ዓንዲ-ሕቖ መደባት ልምዓት ምዃኑ ዝጠቐሰ...

Read More

ዓንሰባ – ንሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ወለድ ዘይብሉ ልቃሕ ተዋሂቡ

ሃገራዊ ማሕበር ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ኤርትራ ጨንፈር ዞባ ዓንሰባ፡ ን30 ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ደቂ-ኣንስትዮ፡ 450 ሽሕ ናቕፋ ወለድ ዘይብሉ ልቃሕ ሂቡ። ብ30 ግንቦት ኣብ ከተማ ከረን ኣብ ዝተገብረ ምርኽኻብ፡ ሓላፊ’ቲ ጨንፈር ኣቶ ዳዊት ገብረክርስቶስ ንኤሪና ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ እቲ መደብ፡ መቐጸልታ ናይ’ቲ ሃገራዊ ማሕበር ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ኤርትራ ቊጠባዊ ዓቕሚ ኣባላቱ ንምጒልባት በብእዋኑ ከተግብሮ ዝጸንሐ መደባት ምዃኑ...

Read More

Login

Categories