ኣብ ዞባ ጋሽባርካ – ንኡስ ዞባ ሰልዓ ዝወሃብ ጥዕናዊ ኣገልግሎት ንምምዕባል ይስራሕ ከምዘሎ፡ ሓላፊ ኣገልግሎት ጥዕና’ቲ ንኡስ ዞባ ነርስ ዘመንፈስ ገብረልዑል ሓቢሩ። ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ክልተ መደበራትን ሓንቲ ማእከልን ጥዕና ከምዘለዋ ዝገለጸ ነርስ ዘመንፈስ፡ ዝወሃብ ዘሎ ኣገልግሎት ንምምሕያሽን ንቕሓት ሕብረተሰብ ኣብ ተጠቃምነት ትካላት ጥዕና ንምዕባይን ብዝሰላሰል ዘሎ ዕዮ፡ ድሮ ምምሕያሻት ከምእተራእየ ገሊጹ። ኣብ ትካል ጥዕና ናይ ዝሓርሳ...
Layout A (with pagination)
ንንኡስ ዞባ ዒላበርዕድ – ዞባ ዓንሰባን ንኡስ ዞባ ሎጎ-ዓንሰባ – ዞባ ጋሽ ባርካን ዘራኽብ ብ‘ክሳድ ወዲ ዓይራይ’ ዝፍለጥ 6 ኪሎ- ሜተር ናይ ሓመድ ጽርግያ፡ ብውሁድ ዓቕሚታት ነበርቲ ተሰሪሑ ንኣገልግሎት ድሉው ኮይኑ። እቲ ስራሕ ከቢድ’ኳ እንተነበረ፡ ጉልበቶምን ገንዘቦምን ኣወሃሂዶም ብዝወሰድዎ ተበግሶ፡ ንነዊሕ ዓመታት ዘጋጥሞም ዝነበረ ማሕበራውን ቊጠባውን ሽግራት መሰረታዊ ፍታሕ ከምዝረኸበ፡ ነበርቲ ንኤሪና ኣብ ዝሃብዎ ርእይቶ...
ERi-TV, Eritrea – Arabic news for June 8, 2018.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for June 8, 2018.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ: ዜና – 08 ሰነ 2018 – News
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.