Layout A (with pagination)

ገዲም ተጋዳላይ  ዮውሃንስ ተኽለ ተሰዊኡ

ገዲም ተጋዳላይ ዮውሃንስ ተኽለ ተሰዊኡ

ገዲም ተጋዳላይ ዮውሃንስ ተኽለ ተኽለየሱስ፡ ብ10 ሰነ 2018 ብሕማም ኣብ መበል 62 ዓመት ዕድመኡ ተሰዊኡ። ኣብ 1974 ናብ መሳርዕ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ዝተጸንበረ ገዲም ተጋዳላይ ዮውሃንስ ተኽለ፡ ክሳብ ዕለተ ናጽነት ኣብ ኢደ- ስራሓትን ኣሃዱታት ከቢድ ብረትን ብዝተፈላለየ ሞያን ጽፍሕታት ሓላፍነትን፡ ድሕሪ ናጽነት ድማ ፈለማ ኣብ ክፍለ-ሰራዊት 74 ብደረጃ ኣዛዚ ሓይሊ፡ ድሕሪኡ ኣብ ምምሕዳር ወደብ ዓሰብ፡ ኣብ መወዳእታ ክሳብ ዕለተ...

Read More
ደቂ-ኣንስትዮ ደርቡሸት፡ ሕጽረታት ኣገልግሎት ጥዕና ክማላእ ይሓታ

ደቂ-ኣንስትዮ ደርቡሸት፡ ሕጽረታት ኣገልግሎት ጥዕና ክማላእ ይሓታ

ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ ደርቡሸት – ንኡስ ዞባ ዳህላክ፡ ኣገልግሎት ጥዕና ኣብ መነባብሮኦም ብሓፈሻ ኣብ ጥዕና ደቂ-ኣንስትዮ ድማ ብፍላይ መስተርሆት ከምዝፈጠረ ገሊጾም። መንግስቲ ማሕበራዊ ፍትሒ ንምንጋስ ክሳብ ኣብ’ቲ ምሕዱግ ከባቢታት ከይተረፈ መሰረታዊ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ንምዝርጋሕ ዝገበሮ ጻዕሪ፡ ኣብ መዓልታዊ ህይወቶም እወታዊ ለውጢ የመዝግብ ከምዘሎ ኣረዲኦም። ኣብ ከባቢአን ትካል ጥዕና ብምህላዉ፡ ከምኡ’ውን ብዝካየደለን ቀጻሊ...

Read More
ን/ዞ/ሃበሮ – ምጥርናፍ ዓድታት ክድፋኣሉ ይሕተት

ን/ዞ/ሃበሮ – ምጥርናፍ ዓድታት ክድፋኣሉ ይሕተት

ኣብ ንኡስ ዞባ ሃበሮ፡ ዘይምጥርናፍ ዓድታት ጠንቂ ራሕቂ ካብ ትካላት ጥዕና ኮይኑ ብምህላዉ፡ ምጥርናፍ ዓድታት ክድፋኣሉ፡ ሓላፊ ማእከል ጥዕና ሃበሮ ነርስ ይርጋኣለም ተስፋኣለም ኣገንዚቡ። ቅርጺ መሬት ናይ’ቲ ንኡስ ዞባን ዘይምጥርናፍን ኣብ ዝርጋሐን ኣቕርቦትን ትካላት ጥዕና ጸገማት ስለዝፈጥር፡ ህዝቢ ኣገልግሎት ጥዕና ንምርካብ ካብ ሓሙሽተ ክሳብ 34 ኪሎ-ሜተር ክጓዓዝ ይግደድ ከምዘሎ ገሊጹ። ኣብ’ተን ራሕቂ ዘለወን ዓድታት መዝረት፡ ኣልጋዕታ፡ ስርጉል፡...

Read More
ዓዲ-ቐይሕ – ንኣጠቓቕማ ባህርያዊ ድዂዒ ዝምልከት ስልጠና ተዋሂቡ

ዓዲ-ቐይሕ – ንኣጠቓቕማ ባህርያዊ ድዂዒ ዝምልከት ስልጠና ተዋሂቡ

ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ቐይሕ፡ ንብልጫን ኣጠቓቕማን ባህርያዊ ድዂዒ ከምኡ’ውን ኣበርክቶኡ ኣብ ምስሳን እቶታዊነት ብዝምልከት – ንኣብነታውያን ሓረስቶት ብግብሪ ዝተሰነየ ስልጠና ተዋሂቡ። እቲ ትምህርቲ፡ ባህርያዊ ድዂዒ ንምድላው ኣብ ዘድሊ ቀረባትን ኣገባብ ኣመሰራርሓኡን ዘተኰረ ኮይኑ፡ ሓረስቶት ረብሓታቱ ተገንዚቦም ኣተኲሮ ብምሃብ ንኸዘውትርዎ ዝዓለመ’ዩ። ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ክኢላ ምዕቃብ ማይን ሓመድን ልምዓት መስኖን ኣቶ ሙሉጌታ ፍትዊ፡ ባህርያዊ...

Read More

ማሕበር ቤተ-መጻሕፍትን ሓበሬታን ኤርትራ ጉባኤ ኣቃኒዑ

ማሕበር ቤተ-መጻሕፍትን ሓበሬታን ኤርትራ፡ ብ9 ሰነ ኣብ ኣስመራ 4ይ ጉባኤኡ ኣቃኒዑ። ኣብ ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ሓፈሻዊ ትምህርቲ፡ ኣቶ ሙሳ ሑሴን ናይብ ኣብ ዘስመዖ ናይ መኽፈቲ ቃል፡ እቲ ማሕበር – ኣብ ምንዳፍ ፖሊሲን መምርሕን ኣብያተ- መጻሕፍቲ፡ ንኲነታተን ዝድህስስ መጽናዕቲ ኣብ ምክያድ፡ ሞያዊ ስልጠና ኣብ ምሃብ፡ ዲጂታላዊ ቤት-ንባብ ኣብ ምትእትታው፡ ኮማዊ ኣብያተ-ንባብ ኣብ ምስሳን፡ ከምኡ’ውን ነቲ ዓውዲ ዝምልከት...

Read More

Login

Categories