ኣብ ንኡሳን ዞባታት መንደፈራን ሃይኮታን፡ ጥብ ዝበለት ማይ ኣብ ምዕቃብን ፍግረ-መሬት ኣብ ምክልኻልን ዘተኰረ – ኣብ ናይ ሕርሻ ቦታታትን ቀላጥ ከባቢታትን ማእቶታዊ ንጥፈታት ተሰላሲሉ። ኣብ ንኡስ ዞባ መንደፈራ፡ ኣስታት 500 ሰራሕተኛታት መንግስቲ ኣብ ዝተሳተፍዎ ካብ ወርሒ ግንቦት ጀሚሩ ኣብ ሰሙን ሰለስተ ግዜ እናተወፍረ ዝተኻየደ ስራሕ፡ ከትርታትን መትረባዊ ዛላታትን ምስራሕ፡ ከምኡ’ውን ማይ-ክዖታት ምፍዋስ ዘጠቓለለ እዩ። እዚ ከም’ዚ ኢሉ...
Layout A (with pagination)
ክፍሊ ቱሪዝም ዞባ ደቡብ፡ ኣብ ከተማ ደቀምሓረ ንኣስታት 70 ኣሳሰይቲ – ኣብ ምክልኻል ተመሓላለፍቲ ሕማማት ብሓፈሻ፡ HIV/ኤይድስ ድማ ብፍላይ ዘተኰረ ናይ ሓደ ሰሙን ስልጠና ወዲቡ። ነቲ ስልጠና ዝሃበት ሲስተር ኣልጋነሽ ተስፋይ ካብ ሆስፒታል ደቀምሓረ፡ ዕላማ’ቲ ስልጠና – ንቕሓት ብምብራኽ ጥዕና ዜጋታት ንምሕላው ምዃኑ ድሕሪ ምሕባር፡ ኣብ ጠንቂን ሳዕቤናትን ብስጋዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማት – ብቐንዱ ድማ ኣብ ኤይድስ...
ቤት-ትምህርቲ ስነ-ኪነት ማይ-ሓባር፡ ብ9 ዓውድታት ከተምህሮም ዝጸንሐት 46 ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከባኦም 179 ተመሃሮ፡ ትማሊ 12 ሰነ ብሰርቲፊኬት ኣመሪቓ። ተመረቕቲ፡ ን2 ዓመት ብኣውቶመካኒክ፡ ስነ-ህንጻ፡ ንድፊ፡ ኤለክትሪሲቲ፡ ድራውሊኮ፡ ሓፈሻዊ ስርሓት ሓጺን፡ ኤለትሮኒክስ፡ ቅየሳን ጽርበት ዕንጸይቲን፡ ብክልሰ-ሓሳብን ግብሪን ዝተማህሩ እዮም። ዳይረክተር ቤት-ምህርቲ ስነ-ኪነት ማይ-ሓባር መምህር ወሃብ መሓመድ- ዓሊ ኣብ ዘስመዖ ቃል፡ ተመረቕቲ...
ERi-TV, Eritrea – ልዝብ መንእሰያት – Society’s contribution to children and youth
ERi-TV, Eritrea – ልዝብ መንእሰያት – ካብ ሓውሲ ከተማ ጢዖ – ኣበርክቶ ሕብረተሰብ ኣብ ህጻናትን መንእሰያትን – Society’s contribution…
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ERi-TV, Eritrea – Arabic news for June 13, 2018.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)