Layout A (with pagination)

ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ መደባት ህዝባዊ ዲፕሎማሲ ኣሰላሲሎም

ኣብ ጀርመን፡ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ኣውስትራልያን ዝነብሩ ዜጋታት፡ ዝተፈላለየ መደባት ህዝባዊ ዲፕሎማሲ ኣሰላሲሎም። ሃገራዊ ሽማግለ ጀርመን፡ ናይ 2 ዓመት ንጥፈታቱ ንምግምጋም ብ9 ሰነ ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት ኣብ ዘቃነዖ ኣኼባ፡ ንንጥፈታቱ ዝድርዕ ውሳነታትን ለበዋታትን ኣሕሊፉ። ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ጀርመን ኣቶ ዮውሃንስ ወልዱ፡ ሃገራዊ ሽማግለ – ንቕሓት ዜጋታት ኣብ ሃገራዊ ጉዳያት ብምብራኽ ኣበርክቶኦም ንምዕዛዝ ንዘካይዶ...

Read More

Login

Categories