Layout A (with pagination)

ድባርዋ – ንቕሓት መንእሰያት ዘበርኽ ሰሚናር ተወዲቡ

ኣብ ድባርዋ፡ ልዕሊ 200 መንእሰያት ሰራሕተኛታት መንግስቲ ዝተሳተፍዎ፡ ኣብ ምብራኽ ንቕሓት ኣብ እዋናዊ ጉዳያትን ኣብ ተራ መንእሰያትን ዘተኰረ ኣስተምህሮ፡ ብ8 ሰነ ተዋሂቡ። ኣብ ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ባህልን ስፖርትን ኣቶ ኣብርሃም ዮውሃንስ፡ ልዑል ንቕሓት መሰረት ሓያል ውዳቤ ምዃኑ ብምሕባር፡ መንእሰያት ንኹሉ ዝሰምዕዎ ብውድዓዊ መንገዲ ብምግምጋም፡ ግዜኦም ኣብ ምምዕባል ነብሶምን ምልዋጥ ከባቢኦምን ከውዕልዎ ተላብዩ። ኣመሓዳሪ...

Read More
ኣብ ን/ዞ/ሰገነይቲ፡ ምሩጽ ዘርኢ ድንሽ ጽቡቕ እቶት ሂቡ

ኣብ ን/ዞ/ሰገነይቲ፡ ምሩጽ ዘርኢ ድንሽ ጽቡቕ እቶት ሂቡ

ኣብ ንኡስ ዞባ ሰገነይቲ፡ ብመገዲ ኣብነታውያን ሓረስቶት ዝተፈተነ ካብ ወጻኢ ዝመጸ ምሩጽ ዘርኢ ድንሽ – ጽቡቕ እቶት ከምእተረኽቦ ተገሊጹ። ብመሰረት ሓበሬታ ክኢላ ልምዓት ኣትክልትን ፍረታትን ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ተስፋሚካኤል ዮውሃንስ፡ እቲ ዝተዘርግሐ 43 ኩንታል ምሩጽ ዘርኢ ድንሽ፡ ንዘጋጠሞ ናይ በረድ ጉድኣት ተጻዊሩ ልዕሊ 650 ኩንታል ፍረ ከምእተረኽቦ ክፍለጥ ተኻኢሉ። ኣቶ ተስፋሚካኤል ኣብ ሓበሬታኡ፡ ሓረስቶት ዝገበርዎ ጻዕርን...

Read More
ሰንዓፈ – መንእሰያት ሓመድን ማይን ኣብ ምዕቃብ ይነጥፉ

ሰንዓፈ – መንእሰያት ሓመድን ማይን ኣብ ምዕቃብ ይነጥፉ

ኣብ ከተማ ሰንዓፈ፡ መንእሰያት ሰራሕተኛታትን ተመሃሮን፡ ኣብ ንጥፈታት ምዕቃብ ሓመድን ማይን ኣድማዒ ተሳትፎ ይገብሩ ከምዘለዉ ተሓቢሩ። ሓላፊ ሃብቲ ገረብን እንስሳ ዘገዳምን ኣብ ንኡስ ዞባ ሰንዓፈ ኣቶ ግርማይ ስዮም፡ ቅርጺ መሬት’ቲ ንኡስ ዞባ ንልዑል መጠን ብኽነት ማይን ሓመድን ዝዕድም’ኳ እንተኾነ፡ ዓመት መጸ ብተመሃሮን ህዝብን ብዝካየድ፡ ምግራብን ምስራሕ ዛላታትን ዘጠቓልል ንጥፈታት ኣብ ደሓን ኩነታት ከምርከብ ብምጥቃስ፡ ንዝምዝገብ ዘሎ ውጽኢት ኣብ...

Read More

ዒድ ኣልፈጥር ኣልሙባረክ ብክብ ዝበለ ድምቀት ተኸቢሩ

ዒድ ኣልፈጥር ኣልሙባረክ፡ ትማሊ15 ሰነ ኣብ መላእ ሃገር ብክብ ዝበለ ድምቀት ተኸቢሩ። ኣብ ከተማ ኣስመራ – ሜዳ ባሕቲ መስከረም ኣብ ዝተኻየደ፡ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስትን ግንባርን፡ ኣብ ኤርትራ ዝመደበሮም ዲፕሎማሰኛታት፡ ከምኡ’ውን ብኣሽሓት ዝቚጸሩ ምእመናን ዝተረኽቡሉ ስነ-ስርዓት፡ ሓባራዊ ሰላት ዒድ ተኻዪዱ። ኣካያዲ ስራሕ ሙፍቲ ኤርትራን ዋና ጸሓፊ ላዕለዋይ ባይቶ ኢፍታእን እስላማዊ ጉዳያትን ኤርትራን ሼኽ ሳልም ኢብራሂም ኣልሙኽታር...

Read More

Login

Categories