ERi-TV, Eritrea – Tigre News for June 20, 2018.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
Layout A (with pagination)
June 20, 2018 – Evening Tigrinya Dimtsi Hafash Eritrea Broadcast
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV, Eritrea – President Isaias Afwerki’s June 20, 2018 Speech, ቃል ፕረዝደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ መዓልቲ ሰማእታት 20 ሰነ 2018.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ብኣጋጣሚ 20 ሰነ – መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ፡ ኣብ 1975ን 1976ን ኣብ ሕርጊጎ ብኣረሜናዊ ግፍዒታት መግዛእታዊ ስርዓት ደርግ ንዝተቐትሉ ልዕሊ 350 ዜጋታት ናይ ዝኽሪ መደብ ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ ትማሊ 19 ሰነ ዝተኻየደን ብርክት ዝበለ ህዝቢ ዝተሳተፎን መደብ፡ ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ባህልን ስፖርትን ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ወ/ሮ ዘይነብ ዑመር ኣብ ዘስመዓቶ ቃል፡ እቲ ዕላማ፡ ነቲ ቅድሚ 42 ዓመታት ኣብ ልዕሊ ንጹሃን ዜጋታት ዝተፈጸመ...
ኤርትራውያን ነበርቲ ከተማ ካምፓላን ከባቢኣን – ኡጋንዳ፡ ብ17 ሰነ ሰማእታቶም ብሓበን ዘኪሮም። እቶም ዜጋታት ዘካየድዎ ናይ ዝኽሪ መደብ፡ ብማርሽን ባንድ ዝተሰነየ ናይ ሓደ ሰዓት ጉዕዞ እግሪ፡ ከምኡ’ውን ምውላዕ ሽምዓ ዘጠቓለለ ምንባሩ፡ ካብ’ቲ ቦታ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣመልኪቱ። ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ኡጋንዳ ኣቶ መሓመድ ሱሌማን ኣብ ዘስመዖ ቃል፡ “ስዉኣት፡ በታ ዘይትትካእ ሂወቶም ፍቕሮም ንህዝቦም ዝገለጹ እዮም” ድሕሪ ምባል፡ 20 ሰነ...