ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረስ፡ ከምኡ’ውን ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ኤውሮጳዊ ሕብረት፡ ኣፍሪቃዊ ሕብረትን ኣፍሪቃዊ ሃገራዊ ባይቶ ደቡብ ኣፍሪቃን ብመራሕቲ ሃገራት ኤርትራን ኢትዮጵያን ተወሲዱ ዘሎ ኣዎንታዊ ናይ ሰላም ስጉምቲ ብምድጋፍ መግለጺታት ኣውጺኦም። ንሳቶም ኣብ መግለጺኦም፡ ብመሰረት ስምምዕ ኣልጀርስ፡ ዶባዊ ምስሕሓብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ክዳኒ ዝቘመ ኮምሽን ዶብ ውሳነ ድሕሪ ምሃቡ፡ ንብዙሕ ዓመታት ካብ ትግባረ ተዓንቂጹ ዝጸንሐ...
Layout A (with pagination)
ኣብ ዞባ ዓንሰባ፡ ንመሬት ጤሳን ምጥርናፍ ዓድታትን ኣብ ግምት ዘእተወ ምዕዳል መሬት ጤሳ ይስራሓሉ ከምዘሎ፡ ሓላፊ ጨንፈር መሬት ኣብ ዞባ ዓንሰባ ኣቶ ጐይትኦም ወልደኣብዝጊ ገሊጹ። ኣቶ ጐይትኦም፡ ድሕሪ 1998 ኣብ ከተማታትን ሓውሲ ከተማታትን ምዕዳል መሬት ደው ኢሉ ከምዘሎ፡ ኣብ ርሑቕ ገጠራት ኣብ ዝርከባ ዓድታት ግን ንመንበሪ ዝኸውን መሬት ይዕደል ምህላዉ ብምሕባር፡ ካብ 2017 ኣብ ሽናራ – ንኡስ ዞባ ከረን ን236 ዜጋታት ከምእተዓደለ...
ህዝቢ ንኡስ ዞባ ተሰነይ፡ ኣብ 2007 ብዘበገሶ ስድራ ስዉኣት ናይ ምጥያስ መደብ፡ ኣብ ዝሓለፈ 10 ዓመታት ብልዕሊ 8 ሚልዮን ናቕፋ 673 ስድራ ስዉኣት ብገንዘብን ዓይነትን ከምዘጣየሰ፡ ኣካያዲ ስራሕ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ተስፋዝጊ ዑቕባዝጊ ሓቢሩ። እዚ – ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ንዝርከቡ 714 ስድራ ስዉኣት ንምጥያስ ዝተበገሰ መደብ፡ ብውፉይ ስራሕን ኣበርክቶን ሰብጸጋ ጽቡቕ ገስጋስ ከምዘመዝገበ ዝሓበረ ኣቶ ተስፋዝጊ፡ ንዘርኣይዎ ምትሕብባር...
Impressive stories of women power.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ERi-TV, Eritrea – Tigre News for June 22, 2018.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)