To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
Layout A (with pagination)
Please avoid sources illegally streaming/posting ERi-TV content on Facebook, Youtube, and websites. To subscribe to ERi-TV & DimTsi Hafash live streaming visit To access ERi-TV Official YouTube Chanel visit To access DimTsi Hafash Official YouTube Chanel visit Tweets by...
Please avoid sources illegally streaming/posting ERi-TV content on Facebook, Youtube, and websites. To subscribe to ERi-TV & DimTsi Hafash live streaming …
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ኣባል ማእከል ህዝባዊ ኣገልግሎት ቴክኒክ ዞባ ዓንሰባ ገዲም ተጋዳላይ መጀር ተኽለ ፍስሃየ፡ ኣብ መበል 64 ዓመት ዕድመኡ ብ21 ሰነ ብሕማም ተሰዊኡ። ኣብ ወርሒ ሓምለ 1974 ናብ መሳርዕ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዝተሰለፈ፡ ኣብ 1983 ድማ ምስ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ – ማእከላይ መሪሕነት (ሳግም) ናብ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ዝተሰለፈ ገዲም ተጋዳላይ መጀር ተኽለ ፍስሃየ፡ ኣብ ተዋጋኢ ሰራዊትን ካልኦት ኣሃዱታት ውድብን ንህዝቡን ሃገሩን...
ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ዝነብሩ ዜጋታት፡ ንመሰሰኒ ማዕከን ሕድሪ ሰማእታትን መናበዪ ስድራ ስዉኣትን ዝውዕል ኣስታት 35 ሽሕ ዶላር፡ 335 ዩሮን 53 ሽሕ ናቕፋን ኣበርኪቶም። ብመሰረት ካብ ሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ዝበጽሓና ሓበሬታ፡ ኣብ ዱባይን ሰሜን ኢማራትን ዝነብሩ ኤርትራውያን 34,866 ዶላር፡ ኣባላት ማሕበር መድሃኒኣለም ርያድ ድማ 15 ሽሕ ናቕፋ ንመናበዪ ጽጉማት ስድራ ስዉኣት ወፍዮም። ብዘይካ’ዚ፡ ወይዘሮ ጽገሃና ጊላዝጊ 20 ሽሕ ናቕፋ፡...