To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
Layout A (with pagination)
ኣብ ከተማ መንደፈራ፡ ብሚኒስትሪታት ቱሪዝምን ጥዕናን ዝተወደበ፡ ኣብ ምክልኻል ተመሓላለፍቲ ሕማማት ብሓፈሻ ብስጋዊ ርክብ ኣብ ዝመሓላለፉ ድማ ብፍላይ ዘተኰረ ኣስተምህሮ፡ ን120 ሰራሕተኛታት ወሃብቲ ኣገልግሎት ተዋሂቡ። ሓላፊ ምክልኻልን ምቊጽጻርን ኤች.ኣይ.ቪ/ኤይድስን ካልኦት ብስጋዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማትን ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ኣቶ በርሀ ከሰተ፡ ንጠንቅታትን ሳዕቤናትን ናይ’ቲ ሕማማት፡ ምልክታቱን ማሕበረ-ቊጠባዊ ጽልዋታቱን ዝምልከት ሰፊሕን ዝርዝራውን...
ሃማደኤ ጨንፈር ዞባ ዓንሰባ፡ ዓቕሚታት ደቂ-ኣንስትዮ ንምምዕባል ዝተኻየደ ንጥፈታት ኣተባባዒ ውጽኢት ከምእተረኽቦ፡ ካብ 24 ክሳብ 25 ሰነ ኣብ ከተማ ከረን ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ገምጊሙ። እቲ ጨንፈር፡ ሞያዊ ዓቕሚ፡ ጥዕናዊ ኣፍልጦን ንቕሓትን፡ ከምኡ’ውን ቊጠባዊ ኩነታት ኣባላቱ ክብ ንምባል ኣብ 9 ንኡስ ዞባታት ናይ ዝወጠኖ መደባት ገስጋስ ኣብ ዝገምገመሉ፡ ኣብ ምክትታል ጥዕና ኣደን ዕሸልን፡ ምብራኽ ፖለቲካዊ ንቕሓትን ናይ ምሕደራ ዓቕሚን ዝተሰላሰለ...
እዚ ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ፡ ካብ ዝተፈላለያ ኣሃዱታት ንዝተዋጽኡ 60 ኣባላቱ ዝወደቦ ናይ ሰለስተ ኣዋርሕ ሞያዊ ስልጠናታት ተዛዚሙ። እቲ ምስ መኰነን ሓበሬታን ጐስጓስን ሚኒስትሪ ምክልኻል ብምውህሃድ፡ ካብ 15 መጋቢት ክሳብ 16 ሰነ 2018 ዝተዋህበ ብክልሰ-ሓሳብን ግብሪን ዝተሰነየ ስልጠናታት፡ ድሩቕን ተንቀሳቓስን ስእሊ፡ ግራፊክስ፡ ጋዜጠኝነትን ስነዳን ዘጠቓለለ እዩ። ኣብቲ ናይ መመረቕታ ስነ-ስርዓት፡ ስታፍ ሓበሬታን ጐስጓስን እዚ ሓይሊ ባሕሪ፡ ካፕተን...
ERi-TV, Eritrea – Arabic News for June 28, 2018.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)