ፕሮጀክትታት ቀረብ ማይ፡ ሕርሻን ካልኦት መደባት ልምዓትን ናይ ጸዓት ደገፍ ንምሃብ ብዝግበር ዘሎ ጻዕሪ፡ ኣብ ዲጋ ምስላም – ንኡስ ዞባ ድባርዋ፡ 2 ሜጋ-ዋት ሓይሊ ኤለክትሪክ ዘመንጩ መሳርሒታት ጸሓያዊ ጸዓት ተዋዲዱ። እዚ ፕሮጀክት’ዚ፡ መቐጸልታ ናይ’ቲ ኣብ ምዝዛም ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ዲጋ ሎጎ (ዓዲ ሃሎ) ዝተዋደደ ተመሳሳሊ መጠን ዘመንጩ ፕሮጀክት ምዃኑ ዝሓበረ ኣካያዲ ትካል ‘ኤሪቴክ’ ሜጀር ኣኽሊሉ ሃብተማርያም፡ ኣካል ናይ’ቲ ብመንግስቲ...
Layout A (with pagination)
ERi-TV, Eritrea – Tigre News for June 29, 2018.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
June 29, 2018 – Evening Tigrinya Dimtsi Hafash Eritrea Broadcast
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ነበርቲ 8 ምምሕዳራት ከባቢ ንኡስ ዞባ ሎጎ-ዓንሰባ፡ ኣብ ሞንጎኦም ንዝነብሩ 141 ስድራ ስዉኣት ልዕሊ 74 ሽሕ ናቕፋ ገንዘባዊ ሓገዝ፡ 352 ጽምዲ ኣብዑር ብምውፋር ድማ ናይ 240 ስድራ ስውኣት ግራውቲ ከምዝሓረሱ፡ ወኪል ኤሪና ሓቢሩ። እቲ ሓገዝ፡ ምምሕዳር ከባቢ መቐርካ 45 ሽሕ ናቕፋ፡ ደብሪ ዓዲ-ሃንስ 11,700 ናቕፋ፡ ዴዳ 1240 ናቕፋ፡ ደቂ-ሽሓይ 10 ሽሕ ናቕፋ፡ ቀረና ዂዶ 6685 ናቕፋ ከዋጽኣ እንከለዋ፡ ሓበላ፡ ጽላለን ኣደናን ድማ ኣብ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ሻምብቆ፡ ኩነታት ኣብያተ-ትምህርትን መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ዝግምግም፡ ኣመሓደርቲ ከባቢ፡ ርእሰ-መምህራንን ወከልቲ ትካላት መንግስቲን ዝተሳተፍዎ ርክብ ተኻዪዱ። ሓላፊ ቤት-ጽሕፈት ሚኒስትሪ ትምህርቲ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ መምህር ተስፋሚካኤል ኣርኣያ ኣብ ዘስመዖ ቃል፡ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ተሳታፍነት ኣብ መኣዲ ትምህርቲ ገና ኣብ’ቲ ዝድለ ደረጃ ከምዘይበጽሐ ጠቒሱ፡ ቊጽሪ ተመሃሮ ብሓፈሻ ናይ ደቂ-ኣንስትዮ ድማ ብፍላይ ክብ ንምባል ክውሰዱ...