ኣብ ንኡስ ዞባ ሰረጀቓ፡ ጽሬት ኣከባቢ ንምውሓስ ብዝተኻየደ ቀጻሊ ጎስጓሳት፡ ነበርቲ እምባደርሆ ኣድማዒ ንጥፈታት ከምዘሰላሰሉ ተሓቢሩ። ብ28 ሰነ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ፡ ኣብ 2009 ኮም ዝሰረቱ ናይ ጽሬት ተበግሶታት ካብ ዝጅመር ንደሓር ብዝተገብረ ጻዕሪ፡ 1089 ዓይኒ-ምድሪ ከምዝተሃንጸ፡ በዚ ድማ ተጠቃምነት ዓይኒ ምድሪ ናብ 91 ሚእታዊት ክብ ከምዝበለ ተገሊጹ። ሓላፊ ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ማእከል ዶክተር ተስፋይ ሰሎሞን ብወገኑ፡ ኣብ ንኡስ ዞባታት...
Layout A (with pagination)
ቤት-ትምህርቲ ንግዲ ደንደን፡ ንኽልተ ዓመት ዘምሃረቶም፡ ካብ ዝተፈላለየ ዞባታት ዝመጽኡ 472 ተመሃሮ፡ ብ30 ሰነ ኣብ ኣስመራ – ኣዳራሽ ኤክስፖ ብሰርትፊኬት ኣመሪቓ። ተመሃሮ፡ ብምሕደራ ንዋት፡ ሕሳብ፡ ሰክረታሪን ምሕደራ ቤት-ጽሕፈትን፡ ከምኡ’ውን ምስ ቤት-ንባብን ስርዓተሓበሬታን ዝተተሓሓዘ ካልእ ሞያታት ከምዝተመረቑ፡ ርእሰ-መምህር’ታ ቤትትምህርቲ ኣቶ ዳኒኤል ጃምቦ ሓቢሩ። ኣብ ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ቴክኒክን ሞያዊ...
ERi TV, Eritrea: ኣብዚ ሰሙን እዚ – Weekly News, July 01, 2018
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ: ዜና – 01 ሓምለ 2018 – News
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for June 30, 2018
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)