Layout A (with pagination)

ቤት-ትምህርቲ ስነ-ኪነት ኣስመራ 200 ተመሃሮ ኣመሪቓ

ቤት-ምህርቲ ስነ-ኪነት ኣስመራ፡ ን2 ዓመታት ብዝተፈላለየ ዓውድታት ሞያ ዘምሃረቶም 80 ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከባኦም 200 ተመሃሮ፡ ብ1 ሓምለ ብሰርቲፊኬት ኣመሪቓ። ተመረቕቲ፡ 30 ብዕረያ መኪና፡ 24 ብምህንድስና፡ 29 ብንድፊ፡ 29 ብኤለትሪክ፡ 25 ብኤለትሮኒክስ፡ 10 ብሓፈሻዊ ስርሓት ሓጺን፡ 10 ብጽርበት ሓጺን፡ 27 ብቅየሳ፡ 16 ድማ ብጽርበት ዕንጸይቲ ዝተማህሩ እዮም። ዳይረክተር ናይ’ታ ቤት-ትምህርቲ መምህር ከበደ ተድላ፡ ተመረቕቲ ዝቐሰምዎ...

Read More
ን/ዞ/ማይ-ዓይኒ – ህዝቢ ኣብ ጽገና ጽርግያ ይነጥፍ ኣሎ

ን/ዞ/ማይ-ዓይኒ – ህዝቢ ኣብ ጽገና ጽርግያ ይነጥፍ ኣሎ

ህዝቢ ንኡስ ዞባ ማይ-ዓይኒ፡ መሰረታዊ ጽገና ኣብ ዝግበረሉ ዘሎ ናይ ሓመድ ጽርግያ ደቀምሓረ – ጸሮና፡ ወፈራ ኣካዪዶም። ኣብ’ቲ ዝሰላሰል ዘሎ ስራሕ፡ ኣስታት 600 ነበርቲ ምምሕዳራት ከባቢ ሓድሽ-ዓዲ፡ ማይ-ዓይኒን ገነሰባን፡ ኣብ ምስራሕ መእለዪ ወሕጅ፡ መስመር ማይ፡ ምንዳቕ ቢንቶታትን ናይ ከትሪ ስርሓትን ይነጥፉ ኣለዉ። እቲ 65 ኪሎ-ሜተር ዝንውሓቱ ናይ ሓመድ ጽርግያ፡ ኩባንያ ኣስቤኮ ዘድሊ ማሽነሪታት ብምውፋር ብምሩጽ ሓመድ እናተደግደገ...

Read More

ኮማዊ ኮለጅ ትምህርቲ ኣስመራ 365 መማህራን ኣመሪቑ

ኮማዊ ኮሌጅ ትምህርቲ ኣስመራ – 93 ብዲፕሎማ፡ 272 ብሰርቲፊኬት፡ ብድምር 365 ሕጹያትን ደረጃኦም ዘመሓየሹ ነባራትን መማህራን፡ ብ30 ሰነ ኣመሪቑ። ኣመሓዳሪ’ቲ ኮለጅ ኣቶ በረኸት ዕቝባረቢ፡ ንተራ ትምህርትን ስልጠናን ኣብ ምምዕባል ሕብረተሰብ ብምጥቃስ፡ መንግስቲ – ብቑዕ፡ ምዕሩይ፡ ኣገዳስን ተሳናዪን ትምህርቲ ኣብ ዜጋታቱ ንምስራጽ፡ ንጹር ፖሊሲ ሓንጺጹ ክሰርሕ ምጽንሑ ጠቒሱ፡ ተመረቕቲ ኣብ ዝተመደብዎ ቦታ ኣስተምሃርትን...

Read More

Login

Categories