Layout A (with pagination)

ነበርቲ ዓዲ-ጸጓር ብተበግሶኦም ራህያ ሰሪሖም

ነበርቲ ዓዲ-ጸጓር ብተበግሶኦም ራህያ ሰሪሖም

ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ዃላ – ነበርቲ ዓዲ-ጸጓር፡ ብተበግሶኦም ንሰብን ጥሪትን እተገልግል ራህያ ሰሪሖም። እቶም ነበርቲ፡ ኣድማዕነት ናይ’ቲ ዓቕሚታቶም ኣወሃሂዶም ጸገማቶም ንምፍታሕ ዘሰላሰልዎ ንጥፈት ስለዝተገንዘቡ፡ ኣብ ትግባረ ዝውጠኑ መደባት ብዝለዓለ ከምዝቕጽልዎ ኣረጋጊጾም። እታ ራህያ ድበት ከይትመልእ ንምክልኻል እውን፡ ኣብ ማይ-ክዖታታ ዛላታት ንምስራሕ መደብ ከምዘለዎም ሓቢሮም። ኣስታት 450 ነበርቲ ዘለዉዋ ዓዲጸጓር፡ ካብ ከተማ ዓዲ-ዃላ...

Read More
ዞ/ሰ/ቀ/ባሕሪ፡ ናይ ሓሙሽተ ዓመት ውጥን  ስራሕ ነዲፉ

ዞ/ሰ/ቀ/ባሕሪ፡ ናይ ሓሙሽተ ዓመት ውጥን ስራሕ ነዲፉ

ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ምስ ማእከል ትካላዊ ብቕዓት ኤርትራ ብምውህሃድ፡ ካብ 24 ክሳብ 29 ሰነ፡ ንሓለፍቲ ክፍልታትን ጨናፍር ሚኒስትሪታትን ኣብ ዝወደቦ ስልጠና፡ ንዘሎ ጸጋታት ኣብ ግምት ብምእታው፡ ካብ 2019 ክሳብ 2023 ዝዝርጋሕ ስተራተጅያዊ ውጥን ነዲፉ። እቲ ስልጠና፡ ትካላት ብውጥን ተጓዒዘን ጽፉፍን ስሉጥን ኣገልግሎት ንኽህባ ዝሕግዝ ምዃኑ ኣብ’ቲ ኣጋጣሚ ተገሊጹ። ግዝያዊ ዳይረክተር ማእከል ትካላዊ ብቕዓት ኤርትራ ዶክተር ኣቤል...

Read More

ፕረዚደንት ኢሳይያስን ወራስ ዓራት ኣቡዳቢን ሰፊሕ ምይይጥ ኣካዪዶም

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ዝገብሮ ዘሎ ናይ ስራሕ ዑደት፡ ትማሊ 3 ሓምለ ምስ ወራሲ ዓራት ኣቡዳቢ ሼኽ መሓመድ ቢን ዛይድ ኣልናህያን ተራኺቡ፡ ሰፊሕ ምይይጥ ኣካዪዱ። ኣብ’ቲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስተር ፕረዚደንታዊ ጉዳያትን ሼኽ መንሱር ቢን ዛይድ ኣልናህያን እውን ዝተሳተፎ ርክብ፡ ክልቲኦም ወገናት፡ ምዕባለ ዝምድና ክልቲአን ሃገራት በጺሕዎ ብዘሎ ደረጃ ዕግበቶም ብምግላጽ፡ ክልተኣዊ ናይ ምትሕብባር መደባት...

Read More

Login

Categories