ክኢላዊ ዓቕሚ ብሓፈሻ፡ ጸጋታት ባሕርና ብዝግባእ ንምምዝማዝ ዘድሊ ዓቕሚ ንምምዕባል ድማ ብፍላይ ዝግበር ዘሎ ወፍሪ ንምዕዋት፡ ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ዜጋታት ብትምህርቶምን ተመኲሮኦምን ኣበርክቶኦም ከዕዝዙ፡ ጻውዒት ቀሪቡ። ዲን ኮሌጅ ስነ-ፍልጠትን ቴክኖሎጂን ባሕሪ ዶክተር ዘከርያ ዓብደልከሪም፡ ልምዓታዊ መደባትን ገስጋሱን ንምዕዛብ ዑደት ምስ ዝገበሩ ካብ ወጻኢ ዝመጹ ኤርትራውያን ኣብ ዝገበሮ ርክብ፡ ንዘላቕነት ገስጋስ ምዕባለ ሃገር፡ ጐድኒጐድኒ’ቲ ብመንግስቲ...
Layout A (with pagination)
ሃገራዊ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ፡ ኩሉ-መዳያዊ ዓቕሚታት ደቂ-ኣንስትዮ ንምሕያል ኣብ ውሽጢ ዝሓለፈ 6 ኣዋርሕ ዝተዓሙ ንጥፈታት ንምግምጋምን ሓደስቲ ሓሳባት ንምፍልፋልን ዝዓለመ ዓውደ-ዘተ ወዲቡ። ኣብ’ዚ ሓለፍቲ ክፍልታትን ጨናፍርን ዝተረኽባሉ ብ2ን 3ን ሓምለ ኣብ ከተማ ኣስመራ ዝተኻየደ ዓውደ-ዘተ፡ ፕረዚደንት ማሕበር ወይዘሮ ተኽኣ ተስፋሚካኤል፡ ካብ ዝተተለመ ክንደይ ከምእተዓመ – ምስናይ ብልጫታቱን ሕጽረታቱን ብምግምጋም፡ ንዝያዳ ኣድማዒ...
ብቀዋሚ ወኪል ኤርትራ ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃን ቊጠባዊ ኮሚሽን ኣፍሪቃን ኣምባሳደር ኣርኣያ ደስታ ዝተመርሐ ልኡኽ ኤርትራ፡ ብ1ን 2ን ሓምለ ኣብ ንዋክሾት – ርእሰ ከተማ ማውሪታንያ ኣብ ዝተኻየደ መበል 31 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪቃ ተሳቲፉ። ኣብ’ዚ “ምዕዋት ኣብ ቃልሲ ኣንጻር ብልሽውና፡ ንዘላቒ ምስግጋር ኣፍሪቃ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ብኣቦ-መንበርነት ፕረዚደንት ርዋንዳን እዋናዊ ኣቦ-መንበር ሕብረት ኣፍሪቃን ፖል ካጋመ ዝተመርሐ...
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for July 5, 2018
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ: ዜና – 05 ሓምለ 2018 – News
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.