Layout A (with pagination)

ጋሽ-ባርካ – ምርባሕ ዓሳታት ኣብ ዲጋታት ጽቡቕ ውጽኢት ተረኺብዎ

ጋሽ-ባርካ – ምርባሕ ዓሳታት ኣብ ዲጋታት ጽቡቕ ውጽኢት ተረኺብዎ

ጨንፈር ሃብቲ ባሕሪ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ኣብ ዲጋታት ፋንኮ-ራዊን ፋንኮጽሙእን ዝካየድ ዘሎ ምርባሕ ዓሳታት ጽቡቕ ውጽኢት ከምእተረኽቦ ገሊጹ። ሓላፊ’ቲ ጨንፈር ኣቶ መኮነን ግርማይ ምስ ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ ፌስኮ – ንኡስ ዞባ ሃይኮታ ኣብ ዝገበሮ ርክብ፡ ኣብ ከባቢኦም ጽቡቕ ገስጋስ ዘርኢ ዘሎ ምርባሕ ዓሳታት ኣብ ጥዑም ማይ፡ ዕላማኡ ምእንቲ ክወቅዕ፡ ኣብ መኣዶም ዓሳ ከዘውትሩን ገገፊፎም ከም ምንጪ ቊጠባዊ እቶት ክጥቀሙሉን ጸዊዑ። ነቲ መደብ...

Read More
ዓረዛ – ንስድራ ስዉኣት ናይ ገንዘብ ሓገዝ ተገይሩ

ዓረዛ – ንስድራ ስዉኣት ናይ ገንዘብ ሓገዝ ተገይሩ

ኣብ ንኡስ ዞባ ዓረዛ፡ ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ዝነብሩ ዜጋታት ንስድራ-ስዉኣት ብመልክዕ ሓገዝ ዘበርከትዎ – ልዕሊ 37 ሽሕ ናቕፋ፡ ነንዝምልከተን ስድራ-ቤታት ተዋሂቡ። ብመሰረት ሓበሬታ ሓላፊ ሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ፡ ኣቶ ዮውሃንስ ኣብርሃ፡ ኣብ ወጻኢ ዝቕመጡ ዜጋታት ዝሰደድዎ 32,550 ናቕፋ ን13 ስድራ-ስዉኣት ክዕደል እንከሎ፡ ኣብቲ ንኡስ ዞባ ዝነጥፉ ሰራሕተኛታት መንግስቲ – ብምኽንያት 20 ሰነ...

Read More

Login

Categories