Layout A (with pagination)

ኤርትራውያን ነበርቲ ሆላንድ ዓመታዊ ፈስቲቫሎም ብድምቀት ኣካይዶም

ኤርትራውያን ነበርቲ ሆላንድ፡ “ራእይ ብዕዮ” ብዝብል ቴማ፡ ዓመታዊ ፈስቲቫሎም ካብ 6 ክሳብ 8 ሓምለ ኣብ ከተማ ሮተርዳም ብውዕዉዕ ሃገራዊ መንፈስ ኣካዪዶም። እቲ ብኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ኤውሮጳዊ ሕብረት ኣቶ ነጋሲ ካሳ ዝተኸፍተ ፈስቲቫል፡ ኣብ እዋናዊ ኲነታት ሃገርን ኣበርክቶ ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ዜጋታት ኣብ ሃገራዊ መደባትን ዘተኰረ ሰሚናራት፡ ከምኡ’ውን ዝተፈላለዩ ባህላውን ስነ-ጥበባውን መሰናድኦታት ዘጠቓለለ ነይሩ። ቈንስል ኤርትራ ኣብ ሆላንድ ኣቶ...

Read More
ሰ/ቀ/ባሕሪ – ኣብያተ-ትምህርቲ ተጠቀምቲ ዲጂታዊ ቤት-ንባብ ኮይነን

ሰ/ቀ/ባሕሪ – ኣብያተ-ትምህርቲ ተጠቀምቲ ዲጂታዊ ቤት-ንባብ ኮይነን

ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ምስ ሮራ ዲጂታል ቤት-ንባብ ብምትሕብባር ብዝገበሮ ጻዕሪ፡ 70 ሚእታዊት ናይ ካልኣይ ደረጃ ኣብያተ-ትምህርቲ ኣብቲ ዞባ – ተጠቀምቲ ቴክኖሎጂ ዲጂታዊ ቤትንባብ ኮይነን። ሓላፊ ካልኣይ ደረጃ ኣብያተ-ትምህርቲ ናይ’ቲ ዞባ መምህር ስዒድ ሳልሕ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ ሳላ ዝርጋሐ ዲጂታዊ ኣብያተ-ንባብን ውሕስነት ጸዓትን፡ ከምኡ’ውን ንኣጠቓቕማ ዝምልከት ስልጠና፡ ተጠቃምነት’ቲ ቴክኖሎጂ እናማዕበለን...

Read More
ጋሽ-ባርካ – ንስንኩላን ኲናት ደቂ-ኣንስትዮ ደገፍ ተገይሩ

ጋሽ-ባርካ – ንስንኩላን ኲናት ደቂ-ኣንስትዮ ደገፍ ተገይሩ

ሃገራዊ ማሕበር ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ኤርትራ ጨንፈር ዞባ ጋሽባርካ፡ ኣባላቱ ደገፍን ዕድላትን ረኺቦም መነባብሮኦም ከመሓይሹ ብዘካይዶ ዘሎ ጻዕሪ፡ ን59 ደቂ-ኣንስትዮ ኣባላቱ ወለድ ዘይብሉ ልቓሕ ሂቡ። ሓላፊ’ቲ ጨንፈር ኣቶ ሽምወለ ወልደገርግስ፡ እቲ ልቓሕ ኣብ ሰለስተ ዓመት ዝምለስ ኮይኑ፡ ንነፍሲ-ወከፈን 12 ሽሕን 500ን ናቕፋ ከምእተዋህበ ገሊጹ። ዕላማኡ፡ እተን ሓርበኛታት ሰሪሐን ማሕበረቊጠባዊ ህይወተን ዘመሓይሻሉ ባይታ ንምፍጣር ምዃኑ...

Read More

ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣገልግሎት ቴለፎን ተጀሚሩ – መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ በረራ ክትጅምር’ያ

ኤርትራን ኢትዮጵያን ብ9 ሓምለ ኣብ ኣስመራ ብዝኸተማኦ ‘ሓባራዊ ኣዋጅ ሰላምን ምሕዝነትን’ መሰረት፡ ኣገልግሎት ቴለፎን ብቕጽበት ክጅመር እንከሎ፡ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ድማ ዝመጽእ ሰሙን ካብን ናብን ኣዲስ ኣበባ – ኣስመራ በረራ ክትጅምር ምዃና ተፈሊጡ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብዝገበረሉ ዕድመ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ፈደራላዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ፡ ካብ 8 ክሳብ 9 ሓምለ ኣብ ኤርትራ ወግዓዊ ምብጻሕ ኣብ...

Read More

Login

Categories