ERi-TV, Eritrea: Sawa 31st Graduation Ceremony, July 2018 – Part 2
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
Layout A (with pagination)
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for July 13, 2018
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ERi-TV, Eritrea – Arabic News for July 13, 2018
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ – ንኡስ ዞባ ሎጎ-ዓንሰባ፡ ኣብ 13 ምምሕዳራት ከባቢ – ሊባን፡ ሓበላ፡ ቀራና-ዂዶ፡ ዴዳ፡ ጽላለ፡ መቐርካ፡ ደቂ-ሸሓይ፡ ደብሪ ዓዲሓንስ፡ ምለዛናይ፡ ዓዲ ንኣምን፡ ደቂ ዘርኡ፡ ደርሰናይን ኣደናን፡ ምርጫ ኣመሓደርቲ ከባቢ፡ ኣካየድቲ ስራሕን ኣነባብበርቲ ዓድን ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ሓላፊ ምክትታል ፕሮጀክትታትን ምምሕዳራት ከባቢን ኣቶ እያሱ ሃይለ፡ ቅድሚ ምርጫ ንህዝቢ ብዛዕባ ኣገባባት ናይ’ቲ መስርሕ እኹል...
ኣብ ንኡስ ዞባ መንደፈራ – ምምሕዳር ከባቢ ኩዶፈላሲን ካልኦት ከባቢታትን፡ ንጥፈታት ምዕቃብ ማይን ሓመድን ክካየደሉ ኣብ ዝጸንሐ ልዕሊ 47 ሄክታር መሬት፡ 60 ኩንታል ምሩጽ ዘርኢ ስርናይ ተዘሪኡ። ቤት-ጽሕፈት ሕርሻ ንኡስ ዞባ መንደፈራ ከምዝሓበሮ፡ እቲ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ከባቢ መንደፈራን እምኒ-ሓይልን ተፈቲኑ ካብ ሄክታር ልዕሊ 20 ኩንታል ዝተሓፍሶ ምሩጽ ዘርኢ ስርናይ፡ ሎሚ ዓመት እውን ዝያዳ እቶት ንኽሕፈሶ 60 ኩንታል ዘመናዊ ድኹዒ...