መመረቕታ መበል 31 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎትን፡ መኽፈቲ ሻሙናይ ሃገራዊ ፈስቲቫል መንእሰያትን፡ “መንእሰይ ጸዓት ዘላቒ ዕብየት” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ትማሊ 13 ሓምለ ኣብ ሃገራዊ ማእከል ትምህርትን ስልጠናን ሳዋ ብልዑል መዓርግ ተኻዪዱ። ኣብቲ ሚኒስተራት፡ ኣዝዝቲ ሰራዊት፡ ኣመሓደርቲ ዞባታት፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ህግደፍን ሃገራውያን ማሕበራትን ከምኡ’ውን ካብ ውሽጥን ወጻኢን ዝመጽአ ብኣሽሓት ዝቑጸር ህዝቢ ዝተሳተፍዎ ስነስርዓት፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ...
Layout A (with pagination)
“ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ዝተኸስረ ዕድላት ንምምላስ ብዝሓየለ ክሰርሑ ዘኽእሎም ባይታ ንምስፋሕ – ክዕየየሉ እዩ” ፕረዚደንት ኢሳይያስ
ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ዝተኸስረ ዕድላት ንምምላስ ብዝሓየለ ክሰርሑ ዘኽእሎም ባይታ ንምስፋሕ – ብዝለዓለ ክዕየየሉ ምዃኑ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ገሊጹ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ነዚ ዝገለጸ፡ ካብ ውሽጥን ወጻእን ንዝመጽኡ ተሳተፍቲ 8ይ ሃገራዊ ፈስቲቫል መንእሰያት ኤርትራ፡ ኣብ ሳዋ ሰሚናር ኣብ ዘካየደሉ ኣጋጣሚ እዩ። ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ንትግባረ ናይ’ቲ ሓባራዊ ማሕበረ-ቊጠባዊ ህይወቶም ንምምዕባል ዘካየድዎ ጻዕሪ፡ ኩሉ...
ERi-TV, #Eritrea: Sawa 7th Eri-Youth Festival
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ERi-TV, Eritrea – Tigre News for July 13, 2018
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ERi-TV, Eritrea – ሓተታ/Editorial – July 13, 2018
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)