Layout A (with pagination)

ያታትዊ ትልሂት 8ይ ሃገራዊ ፈስቲቫል መንእሰያት ንተዓዘብቲ መሲጡ

ኣብ 8ይ ሃገራዊ ፈስቲቫል መንእሰያት ዝቐርብ ዘሎ ያታዊ ትልሂታት፡ ፍሉይ ተምሳጥ ከምዝፈጠረሎም ተሳተፍቲ ገሊጾም። ንሳቶም ንኤሪና ኣብ ዝሃብዎ ርእይቶ፡ ፈስቲቫል ብዙሕ ረብሓታት ዝርከቦ መድረኽ ምዃኑ ጠቒሶም፡ ብዙሓት መንእሰያት ብልዑል ወኒ ንያታዊ ትልሂታቶም ከንጸባርቕዎን ከማዕብልዎን ምርኣይ፡ ሓለፋ ዘለዎ ትርኢት ኮይኑ ከምዝረኸብዎ ኣብሪሆም። “ኣብ ኩለን ብሄራትና ዘሎ ያታዊ ትልሂታት፡ ማዕረ ክንድ’ዚ ሓይሊ ህርመት፡ ስጥመትን ውህደትን ዘለዎ...

Read More
ፕረዚደንት ሙላቱ ተሾመ ንኽብሪ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናይ ምሳሕ እንግዶት ገይሩ

ፕረዚደንት ሙላቱ ተሾመ ንኽብሪ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናይ ምሳሕ እንግዶት ገይሩ

ፕረዚደንት ፈደራላዊት ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ ዶክተር ሙላቱ ተሾመ፡ ንኽብሪ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ንሱ ዝመርሖ ጉጅለን፡ ትማሊ 14 ሓምለ ኣብ ሃገራዊ ቤተ-መንግስቲ ናይ ምሳሕ እንግዶት ገይሩ። ኣብ’ቲ እንግዶት፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ፈደራላዊት ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ዝርከቦም ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ከምኡ’ውን ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ነበር ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝን ፕረዚደንት ኢትዮጵያ...

Read More

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣዲስ-ኣበባ ኣትዩ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ፈደራላዊት ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ብዝገበረሉ ዕድመ መሰረት፡ ትማሊ 14 ሓምለ ኣብ ሰዓታት ቅድሚ-ቀትሪ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣብ ዝኣተወሉ፡ ቀዳማይ ሚኒሰተር ኣቢይ ኣሕመድ ዝመርሖም ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስቲ፡ መራሕቲ ሃይማኖትን ካልኦትን፡ ብሃገራዊ መዛሙር ኤርትራን ኢትዮጵያን ከምኡ’ውን ብናይ ክብሪ ሰልፊ...

Read More

Login

Categories