Layout A (with pagination)

ኣብ ን/ዞባ ፎርቶ-ሳዋ፡ ዝናብ ጉድኣት ኣውሪዱ

ኣብ ን/ዞባ ፎርቶ-ሳዋ፡ ዝናብ ጉድኣት ኣውሪዱ

ብ14 መስከረም ኣብ ንኡስ ዞባ ፎርቶ-ሳዋ ዝሃረመ ንፋስን በረድን ዝተሓወሶ ብርቱዕ ዝናብ፡ ኣብ ሰብ፡ ጥሪት፡ ኣባይትን ሃብቲ ገረብን ጉድኣት ከምዘውረደ፡ ደንጉዩ ዝበጽሓና ሓበሬታ ገሊጹ። ብመሰረት’ዚ፡ ኣብ ምምሕዳር ከባቢ ሆሚብ ሓደ ሰብን 2 ኣግማልን ብበርቂ ክሞቱ እንከለዉ፡ ሓደ ብውሕጅ ከምእተወስደ ተፈሊጡ። ብዘይካ’ዚ፡ ኣብ ሓውሲ ከተማ ፎርቶ፡ መዓስከር ሳዋ፡ ሆሚብን ፈዳዳብን ኣስታት 600 ዓበይቲ ኣግራብ ከምዝወደቑ፣ ኣብ ሆሚብን ግርግርን ድማ 80...

Read More
ኣፍዓበት – ሓደስቲ ራህያታት ማይ ከዕቊራ ጀሚረን

ኣፍዓበት – ሓደስቲ ራህያታት ማይ ከዕቊራ ጀሚረን

ኣብ ንኡስ ዞባ ኣፍዓበት – ምምሕዳራት ከባቢ ምህዳፍን ገብገብን ዝስራሓ ዘለዋ ክልተ ራህያታት፡ ኣብ ደረጃ ምዝዛም በጺሐን ድሮ እኹል ማይ ከምዘዕቈራ፡ ወኪል ኤሪና ሓቢሩ። እተን ልዕሊ 9 ሚልዮን ናቕፋ ዝወድኣን ብጠቕላላ 220 ሽሕ ኲብ ማይ ናይ ምሓዝ ዓቕሚ ዘለወንን ራህያታት፡ ኣብተን ምምሕዳራት ከባቢ ዝነበረ ጸገም ዝስተ ማይ ብምፍታሕ፡ ልምዓት መስኖ ንምትእትታው ኣስተዋጽኦ ክህልወን ትጽቢት ይግበር። ነቲ ስራሕ ዝመርሕ ዘሎ ኢንጂነር ክፍላይ...

Read More
ኣራዕታ – ምሕደራ ኣጠቓቕማ  ማይ ተናኢዱ

ኣራዕታ – ምሕደራ ኣጠቓቕማ ማይ ተናኢዱ

ኣብ ዓድታት ንኡስ ዞባ ኣራዕታ ዝዝውተር ውሕሉል ምሕደራን ኣጠቓቕማን ማይ ብኣብነት ዝጥቀስ ምዃኑ፡ ኣካያዲ ስራሕ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ማሕሙድ ዓብደላ ሓቢሩ። ኣቶ ማሕሙድ፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት ብዝተኻየደ ልዑል ጻዕሪን ገዚፍ ወጻኢታትን፡ ልዕሊ 90 ሚእታዊት ካብ ህዝቢ’ቲ ንኡስ ዞባ ተጠቃሚ ጽሬቱ ዝተሓለወ ማይ ክኸውን ከምዝበቕዐ፡ እቲ ዝተኣታተወ ኣገባብ ምሕደራኡ ድማ፡ ነቲ ቀረብ ኣውሒስዎ ከምዘሎ ኣረዲኡ። ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ፡ 6 ብጸሓያዊ ጸዓት፡ 1...

Read More
ዒላ-በርዕድ – ንጽጉማት ልዕሊ 444 ሽሕ ናቕፋ ሓገዝ ተዋሂቡ

ዒላ-በርዕድ – ንጽጉማት ልዕሊ 444 ሽሕ ናቕፋ ሓገዝ ተዋሂቡ

ኣብ ዞባ ዓንሰባ፡ ንኡስ ዞባ ዒላ-በርዕድ – ምምሕዳራት ከባቢ ሓድሽ-ዓድን ሽዕብ-ሰለባን፡ ነበርቲ ዓድታት ሓድሽዓዲ፡ ጉሽ፡ ሃመረሃማርብን ረብቶን፡ ንጽጉማት ስድራ-ቤታት ልዕሊ 444 ሽሕ ናቕፋ ሓገዝ ተመቓሪሑ። ብመሰረት ሓበሬታ ወኪል ኤሪና፡ ኣብ ሓድሽ-ዓዲ 271 ሽሕ ናቕፋ፡ ኣብ ጉሽ 74,800 ናቕፋ፡ ኣብ ሃምረሃማርብ 59,390 ናቕፋ፡ ኣብ ረብቶ ድማ 39 ሽሕ ናቕፋ ተኸፋፊሉ ኣሎ። እዚ ከምዚ’ሉ እንከሎ፡ ኤርትራውያን ነበርቲ ኡፕሳላን...

Read More

ጎልጅ – ምቊማት ኣብ ዘራእቲ ክሕይል ተሓቲቱ

ኣብ ንኡስ ዞባ ጎልጅ፡ ኣብ ትስፉው ደረጃ ዝበጽሐ ዘራእቲ ኣብ ቆፎኡ ክሳብ ዝኣቱ፡ ሓረስቶት ካብ ባልዓትን ኣንበጣን ክጥንቀቑን ምክትታሎም ከሐይሉን መተሓሳሰቢ ቀሪቡ። ኣመሓደርትን ክኢላታት ሕርሻን ንኤሪና ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ፡ ሎሚ ዓመት ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ካብ’ቲ ናይ ዓሚ ዝሰፍሐ መሬት ከምእተዘርአ፡ ጽቡቕ ዝናብ ስለዝረኸበ ድማ፡ ዳርጋ ብምሉኡ ኣብ ትስፉው መድረኽ ከምዘሎ ገሊጾም። ኣመሓዳሪ ንኡስ ዞባ ጎልጅ ኣቶ ደሴ ዘርእማርያም፡ ኣብ ጐረባብቲ...

Read More

Login

Categories