Layout A (with pagination)

ፎርቶ-ሳዋ – ልዕሊ 300 ጥሪት ብበርቂ ሞይተን

ፎርቶ-ሳዋ – ልዕሊ 300 ጥሪት ብበርቂ ሞይተን

ብ1 ጥቅምቲ ኣብ ንኡስ ዞባ ፎርቶ-ሳዋ – ምምሕዳር ከባቢ ሆሚብ፡ ሸክበረት ኣብ ዝተባህለት ዓዲ ህቦብላ ዝተሓወሶ ብርቱዕ ዝናብ ብምህራሙ፡ 304 ጤለበጊዕ ብበርቂ ከምዝሞታ፡ ደንጒዩ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣፍሊጡ። ብመሰረት ሓበሬታ ኣመሓዳሪ ምምሕዳር ከባቢ ሆሚብ ኣቶ ውሃጅ ዑስማን፡ ካብ’ዚ ሳሕቲ ዝኽሰት ተርእዮ ንምድሓን፡ ወነንቲ ጥሪት ብርቱዕ ዝናብ ኣብ ዝኽሰተሉ ዘድሊ ጥንቃቐ ክገብሩ ኣዘኻኺሩ። Share this:Click to share on...

Read More
ዓንሰባ – ዕዉት ንጥፈታት ምግራብ ይትግበር

ዓንሰባ – ዕዉት ንጥፈታት ምግራብ ይትግበር

ኣብ ዞባ ዓንሰባ፡ ኮማዊ ንጥፈታት ምዕቃብን ምክንኻንን ኣግራብ፡ ኣብ ምስሳን ሃብቲ ገረብ ጽቡቕ ውጽኢት ይህብ ኣሎ። ሓላፊ ዕቃበ ኣግራብን እንስሳ ዘገዳምን ኣብ ንኡስ ዞባ ሓመልማሎ ኣቶ ማሕሙድ ኣድም፡ እዚ ብነበርቲ ዝዝውተር ዘሎ መበቈላውያን ኣግራብ ናይ ምዕቃብን ምክንኻንን ባህሊ፡ ኣብ ስርሖም ደራኺ ሓይሊ ከምዘለዎ ኣረዲኡ። ኣግራብ ብሓፈሻ መበቈላውያን ድማ ብፍላይ፡ ኣከባብያዊ፡ ማሕበራዊ፡ ቁጠባውን ባህላውን ኣገዳስነት ከምዘለዎም ዝሓበረ –...

Read More
ደቀምሓረ – ንጽጉማት ገንዘባዊ ሓገዝ ይወሃብ ኣሎ

ደቀምሓረ – ንጽጉማት ገንዘባዊ ሓገዝ ይወሃብ ኣሎ

ኣብ ንኡስ ዞባ ደቀምሓረ፡ ጽጉማት ወገናት ንምሕጋዝ ዝተጀመረ ንጥፈታት፡ ብዝለዓለ ውዳበታት ይቕጽል ኣሎ። በዚ መሰረት፡ ኣብ ምምሕዳር ከባቢ ኮርባርያ፡ 160,500 ናቕፋ ን151 ስድራ-ቤታት ተኸፋፊሉ። ኣብ’ቲ ናይ ምዕዳል ኣጋጣሚ ዝተረኽበ ኣመሓዳሪ ንኡስ ዞባ ደቀምሓረ ኣቶ የማነ ኣበራ፡ እዚ ብምምሕዳራት ተማእኪሉ ዝካየድ ዘሎ ሓገዝ ናይ ምምቕራሕ መደብ፡ ክተባባዕ ዝግብኦ መርኣያ ጭዋ ባህሊ ህዝቢ ኤርትራ ምዃኑ ገሊጹ። ብዘይካ’ዚ፡ ኣብ ምምሕዳር ከባቢ...

Read More
ዓሰብ – መንእሰያት ንስድራ-ስዉኣት ይሕግዙ

ዓሰብ – መንእሰያት ንስድራ-ስዉኣት ይሕግዙ

ኣባላት ውዳበ ጨንፈር ሰራሕተኛታት መንእሰያት ሃማመተኤ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ን15 ስድራ ስዉኣት ገንዘባዊ ሓገዝ ገይሮም። “ምንባይ ስድራ ስዉኣት፡ ንመንግስቲ ጥራይ ዝግደፍ ዕማም ኣይኰነን” ዝበለ ሓላፊ ጨንፈር ሃማመተኤ ኣብ’ቲ ዞባ መንእሰይ ዑስማን ዓብዱልቃድር፡ ኣባላት ውዳበ ሰራሕተኛታት መንእሰያት፡ ሓላፍነት ምንባይ 15 ስድራ ስዉኣት ንሓደ ዓመት ብምውሳድ፡ ወርሓዊ ካብ ደሞዞም ኣዋጺኦም ንነፍሲ-ወከፍ ስድራ ንዝገብርዎ ዘለዉ ናይ 500 ናቕፋ...

Read More

መልእኽቲ ሚ/ሕርሻ ብዛዕባ ተኽእሎ ወራር ኣንበጣ ምድረ-በዳ

ካብ መፋርቕ ወርሒ ነሓሰ ክሳዕ መወዳእታ ወርሒ መስከረም 2020፡ ብዝተፈላለየ መጠንን ዝርጋሐን ኣብ መላእ ሃገርና ኣብ 2500 ሄክታር መሬት፣ ወራር ኣንበጣ ምድረበዳ ተኸሲቱ ምንባሩ – ብውሁድ መኸተ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል፡ ህዝብን ክኢላታት ሕርሻን ድማ ኣብ ትሕቲ ምሉእ ቁጽጽር ከም ዝኣተወ ይፍለጥ። ድሒሩ ድማ፡ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ሃገርና ኣብ ልዕሊ ዝተጸፍየ ኣንበጣ፣ ዛጊት ኣብ 3000 ሄክታር ብማኑዋል፣ ሞቶራይዝድን ማካይንን...

Read More

Login

Categories