Layout A (with pagination)

ኮሌጅ ንግድን ማሕበራዊ ስነ-ፍልጠትን፡ 620 ተመሃሮ ብዲግሪን ዲፕሎማን ኣመሪቑ

ኣብ ከተማ ዓዲ-ቐይሕ ተደኲኑ ዝርከብ ኮሌጅ ንግድን ማሕበራዊ ስነ-ፍልጠትን፡ 244 ብዲግሪ፡ 376 ድማ ብዲፕሎማ ብጠቕላላ 620 ተመሃሮ ብ17 ጥቅምቲ ኣመሪቑ። ኣብ’ዚ ምስ ኩነታት ‘ኮቪድ-19’ እቲ ልሙድ ቅጥዕታት ጽምብል ዝተወንዘፈሉ ስነ-ስርዓት መመረቕታ መበል 13 ዙርያ፡ ዲን ናይቲ ኮሌጅ ዶ/ር እስቲፋኖስ ሃይለማርያም ኣብ ዘስመዖ ቃል፡ ምምራቕ – ኣብ ጉዕዞ ህይወት ተመሃራይ፡ ፍረ-ጻማ ናይ ከቢድ ጻዕሪ ሓፊስካ፡ ናይ መጻኢ መደብካ...

Read More

ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ መልእኽቲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ናብ ኣቦ-መንበር ልኡላዊ ባይቶ ሱዳን ኣብጺሑ

ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብረኣብን ዝቘመ ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ መልእኽቲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናብ ኣቦ-መንበር ልኡላዊ ባይቶ ሱዳን ጀነራል ዓብዱልፋታሕ ኣልቡርሃን ኣብጺሑ። መልእኽቲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ኣብ ምዕዛዝ ክልተኣዊ ዝምድናን ምድንፋዕ ዞባዊ ምትሕብባርን ዘተኰረ’ዩ። ኣብ’ቲ ትማሊ 20 ጥቅምቲ ኣብ ካርቱም ዝተገብረ ርክብ፡ ኣቦመንበር ልኡላዊ ባይቶ ሱዳን ጀነራል ዓብዱልፋታሕ...

Read More
Video

ማእገር፡ ዕላል ምስ ወ/ሮ ሚርያም ሃብታይ – ሓልፊት ጉዳያት ደቂ ኣንስትዮ ሃገራዊ ፈደሬሽን ቅድድም ብሽክሌታ – ERi-TV

ERi-TV, Eritrea – ማእገር፡ ዕላል ምስ ወ/ሮ ሚርያም ሃብታይ – ሓልፊት ጉዳያት ደቂ ኣንስትዮ ሃገራዊ ፈደሬሽን ቅድድም ብሽክሌታ | Discussion with Ms. Miriam Habtay from Eritrean National Cycling FederationShare this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)

Read More

Login

Categories