Layout A (with pagination)

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ ኣብ ዝርከብ መወሸቢ ማእከላት ትማሊ 22 ጥቅምቲ ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 5 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ። እዞም ዜጋታት፡ 2 ኣብ መወሸቢ ማእከል ኣዲባራ፡ 2 ኣብ መወሸቢ ማእከል ግርማይካ፡ 1 ድማ ኣብ መወሸቢ ማእከል ኦምሓጀር ተዓቚቦም ዝጸንሑ’ዮም። ብምሉኦም ድማ፡ ኣብ ዝሓለፈ ቀረባ ሳምንታት ብፍኑው ካብ ሱዳንን ኢትዮጵያን ዝተመልሱ’ዮም። እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ እቲ ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት...

Read More

መወከሲ ሆስፒታል ባረንቱ ዝህቦ ጥዕናዊ ኣገልግሎት ይመሓየሽ

ዞባዊ መወከሲ ሆስፒታል ባረንቱ፡ ዓጢቕዎ ብዘሎ ዘመናዊ መሳርሒታት ሕክምናን ሞያዊ ዓቕሚ-ሰብን፡ ዝህቦ ኣገልግሎት ንምምዕባል ጻዕርታት የካይድ ኣሎ። ዳይረክተር’ቲ መወከሲ ሆስፒታል ዶ/ር ታሚት እስቲፋኖስ ንኤሪና ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ እቲ ሆስፒታል ዝለዓለ ሕክምና ዝጠልቡ ሕማማት ዝፍውሰሉ ኣገባባት በብመድረኹ ይተኣታቶ ከምዘሎ፡ ብኡ መጠን ድማ ህዝቢ ብቐረባን ብዘይሃልክን ዝተማልአ ኣገልግሎት ናብ ዝረኽበሉ ደረጃ ይሰጋገር ምህላዉ ኣብሪሁ። ብፍላይ ኣብ’ዚ...

Read More

Login

Categories