ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ድሕነት ንመግቢ ዘገልግል ምህርቲ ሕርሻን ካልእ ጽላታትን ንምርግጋጽ ዝካየድ ጻዕሪ ንምዕዋት ዝግበር ቁጽጽራዊ ስርሓትን ምክትታልን ንምሕያል፡ ተራ ኣፍረይቲ፡ ኣከፋፈልቲ፡ ኣካላት መንግስትን ሕብረተሰብን ክዓዝዝ፡ ብ21 ጥቅምቲ ኣብ ከተማ ባረንቱ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ መዘኻኸሪ ቀሪቡ። ኣብ’ቲ ወከልቲ ህዝቢ፡ ኣልማዕቲ ጀራዲን፡ ኣርባሕቲ ከብትን ሓለፍቲ ዝምልከተን ኣካላትን ዝተሳተፍዎ ዘተ፡ ኣብ ጨንፈር ሚኒስትሪ ሕርሻ ዞባ ጋሽ-ባርካ...
Layout A (with pagination)
News in Tigrinya for 28 ጥቅምቲ 2020 – DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ካብ ኢትዮጵያ ብቐጻሊ ማዕበላት ንዝሳግም ዘሎ ይኹን ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝጽፈ ዘሎ ኣንበጣ ምድረ-በዳ ንምምካት፡ ኣብ ዝተፈላለያ ዞባታት ሃገርና ናይ ምቁጽጻር ንጥፈታት ይቕጽል ከምዘሎ፡ ሚኒስትሪ ሕርሻ ገሊጹ። በዚ መሰረት፡ ነቲ ብተደጋጋሚ ናብ ዞባ ደቡብ ዝኣቱ ዘሎ ዕስለታት ኣንበጣ ንምጥፋእ፡ ኣብ ንኡሳን ዞባታት ዓዲ-ቐይሕ፡ እምኒ-ሓይሊ፡ ጸሮና፡ ዓዲዃላ፡ መንደፈራን ካልኦትን ብልዑል ተወፋይነት ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል፡ ምምሕዳራት፡ ነበርትን ክኢላታት...
ERi-TV: ስንክልና ከይበድሆ ክራር ኣብ ክልተ ዓመት ውሽጢ ዝመለኸ መንእሰይ ሙሉጌታ ገዛኢ | Inspiring kirar player Mulugeta GezaeShare this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ሽንግርዋ ብግጥሚ ተወዳዳሪ እድሪስ መሓመድ ኑር ካብ መደፈራ | Shingrwa poem contentestant Idris Mohammed Nur – ERi-TV
ERi-TV, Eritrea – ሽንግርዋ ብግጥሚ ተወዳዳሪ እድሪስ መሓመድ ኑር ካብ መደፈራ | Shingrwa poem contentestant Idris Mohammed NurShare this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)