News in Tigre for October 28, 2020 – ERi-TV, EritreaShare this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
Layout A (with pagination)
Midday News in Tigrinya for October 28, 2020 – ERi-TV, EritreaShare this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ሓረስቶት 15 ምምሕዳራት ከባቢ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ቐይሕ፡ ካብ ጸያቕ ማዕጺድን ካብ ጐረቤት ሃገር ዝሰገረ ዕስለታት ኣንበጣን ንምድሓን፡ ምህርቶም ኣብ ቆፎኡ ንምእታውን መግቢ ጥሪት ንምእካብን ወፈራታት የካይዱ ኣለዉ። ሎሚ ዓመት ኣብ’ተን ምምሕዳራት ከባቢ ካብ ዝተዘርአ ልዕሊ 6,242 ሄክታር፡ እቲ 4,913 ኣእካል፡ 1,119 ጥረታት፡ 209 ሄክታር ድማ እንጣጢዕ ምዃኑ፡ ኣብ ቤት-ጽሕፈት ሚኒስትሪ ሕርሻ’ቲ ንኡስ ዞባ ክኢላ ልምዓት ብቚሊ ኣቶ ኣብርሃም በየነ...
ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ እምባኳዃት -ን/ዞ/ዓዲ-ቐይሕ፡ ብሰንኪ ብርቱዕ ክራማት ተበላሽዩ ንተሽከርከርቲ ኣጸጋሚ ኮይኑ ዝጸንሐ መስመር መጐዓዝያ ብወፈራ ጸጊኖም። ኣወሃሃድቲ ናይ’ቲ መደብ ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ፡ እቲ ካብ ከተማ ዓዲቐይሕ ብሕረት ኣቢሉ ናብ እምባኳዃት ዝኣቱ መስመር፡ ብዝነበረ ህጡር ክራማት ጉድኣት ስለዝወረዶ፡ ነበርቲ ዓድታት ወንከብ፡ ምርጋጽን እምባኳዃትን ተወሃሂዶም ብዝወሰድዎ ተበግሶ ከምእተጸገነ ሓቢሮም። ምምሕዳር ከባቢ እምባኳዃት፡ ካብ...
ኣብ ሃበሮ ጸሊም፡ ተሳትፎ ኣብ መባእታን ማእከላይን ደረጃ ትምህርቲ ብኽልቲኡ ጾታ እናበረኸ ይመጽእ ከም ዘሎ፡ ኣመሓዳሪ ምምሕዳር’ቲ ከባቢ ሓቢሩ። ናብ ካልኣይ ደረጃ ዝሓልፉ ተመሃሮ ናብ ኣሕደርቲ ኣብያተ-ትምህርቲ ጻብራን ደቀምሓረን ከም ዝቕጽሉ ዝጠቐሰ ኣቶ ዑስማን ዓሊ፡ ኣብ ከባቢኦም ናይ ካልኣይ ደረጃ ቤት-ትምህርቲ ምስ እትስራሕ፡ ተሳታፍነት ደቀንስትዮ ዝያዳ ከም ዝዓቢ ዘለዎ ጽኑዕ እምነት ገሊጹ። ኣብ ምዕቃብ ማይን ሓመድን ዝገብርዎ ዘለዉ ወፈራታት፡...