Layout A (with pagination)

ሓበሬታ

ሓበሬታ

ብምኽንያት ሎሚ ሓሙስ 29 ጥቅምቲ ተኸቢሩ ዝውዕል መውልድ ኣ’ነቢ፡ ምስ ዘሎ ቅጥዕታት መኸተ ‘ኮቪድ-19’፡ እቲ ልሙድ ስነ-ስርዓት ክግበር ስለዘይከኣል፡ ኩሉኹም ኣመንቲ ኣብ በቤትኩም ኴንኩም ነቲ ክብረበዓል ክትዝክሩን ነቲ ብውሱን ተሳትፎ ኢማማት መሳጊድን መሻይኽን ጥራይ ካብ ሰዓት 9፡00 ንግሆ ጀሚሩ ብኤሪ-ቲቪ፡ ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ፡ ከምኡ’ውን ሬድዮታት ዛራን ኑማን ብቐጥታ ዝፍኖ ወግዓዊ ስነ-ስርዓት ክትከታተሉን ነዘኻኽር።   ቤት-ጽሕፈት...

Read More
ኣብ ሆስፒታል ባጽዕ መእለዪ ውጹዓት ናጽላታት ኣገልግሎት ጀሚሩ

ኣብ ሆስፒታል ባጽዕ መእለዪ ውጹዓት ናጽላታት ኣገልግሎት ጀሚሩ

ኣብ ሆስፒታል ባጽዕ፡ ምስ ካልኦት ክፍልታት ተደሪቡ ክሰርሕ ዝጸንሐ ክፍሊ ናጽላታትን ህጻናትን፡ ርእሱ ዝኸኣለ ክፍሊን መሳርሒታትን ተዋዲዱሉ ብ25 ጥቅምቲ ኣገልግሎት ጀሚሩ። መዲካል ዳይረክተር ሆስፒታል ባጽዕ ዶክተር በርሀ ተስፋይ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ ንናጽላታት ክወሃብ ዝጸንሐ ኣገልግሎት ብሰንኪ ጽበት ክፍሊ ከም’ቲ ዝድለ ከም ዘይነበረ ብምጥቃስ፡ እቲ ህንጻ መሰረታዊ ጽገና ምስ ተገብረሉ ግና፡ ኣብ መሳርሒታቱን ዓቕሚ-ሰቡን ድሕሪ ዝተገብረ ምምሕያሽ፡...

Read More

ደቡብ – ሓረስቶት ዝኣኸለ ምህርቶም ተቐላጢፎም ክሓፍሱ ጻውዒት ቀሪቡ

ካብ ኢትዮጵያ ሰጊሩ ኣብ ዝተፈላለያ ንኡስ ዞባታት ደቡብ ዝተኸስተ ወራር ዕስለታት ኣንበጣ ንምቊጽጻር ዝካየድ ዘሎ ወፍሪ፡ ብዝተዋሃሃደ መኸተ ህዝቢ፡ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል፡ ምምሕዳራትን ክኢላታት ሕርሻን ብኣድማዕነት ይቕጽል ከምዘሎ፡ ቤት-ጽሕፈት ምምሕዳር’ቲ ዞባ ኣፍሊጡ። ካብ 20 ክሳብ 27 ጥቅምቲ ኣብ ንኡስ ዞባታት ድባርዋ፡ መንደፈራ፡ ዓዲ-ዃላ፡ እምኒ-ሓይሊ፡ ሰንዓፈን ዓዲ-ቐይሕን ኣብ 19 ቦታታት ወራር ዕስለታት ኣንበጣ ከምእተራእየ፣ ድሕሪ...

Read More

ኣስታት ፍርቂ ሚልዮን ናቕፋ ንጽጉማት ተመቓሪሑ

ኣብ ዞባ ማእከል – ንኡስ ዞባ ሰረጀቓን ዞባ ደቡብ – ንኡስ ዞባ ዓረዛን፡ ብኮም ዝተዋጽአ ኣስታት ፍርቂ ሚልዮን ናቕፋ፡ ንጽጉማት ስድራ-ቤታት፡ ስድራ ስዉኣትን ናበይቲ ስንኩላን ወገናትን ተመቓሪሑ። ብመሰረት ሓበሬታ ወኪላት ኤሪና፡ ኣብ ንኡስ ዞባ ሰረጀቓ – ምምሕዳር ከባቢ ወኪ፡ ብገበርቲ ሰናይ ዝተለገሰ ልዕሊ 400 ሽሕ ናቕፋ፡ ብምምሕዳር ንዝተለለዩ ጽጉማት ተዓዲሉ። ኣብ ንኡስ ዞባ ዓረዛ ድማ፡ ሲቭል ሰራሕተኛታት መንግስቲ...

Read More

Login

Categories