To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
Layout A (with pagination)
Midday News in Tigrinya for November 4, 2020 – ERi-TV, EritreaShare this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ኣብ ሰምዲ – ንኡስ ዞባ ዓዲቐይሕ፡ ንስድራ ስዉኣትን ጽጉማትን 140 ሽሕ ናቕፋ ሓገዝ ተበርኪቱ።
እቲ ኣብ ክልተ እብረ ዝተዋህበ ሓገዝ፡ ኣብቲ ቐዳማይ 90 ሽሕ ናቕፋ፡ ኣብቲ ካልኣይ ድማ 45 ሽሕ ናቕፋ’ዩ ተመቓሪሑ። ብዘይካ’ዚ፡ 5 ሽሕ ናቕፋ ንኽልተ ስንኩላን ተኸፊሉ።
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ – ንኡስ ዞባ ሃይኮታ፡ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ብምግታእ ጥዕና ጥሪት ንምውሓስን ዝህብኦ ምህርቲ ንምስሳንን ዝሰላሰል መደባት ክታበት፡ ጽቡቕ ውጽኢት ይርከቦ’ሎ። እቲ ብቐንዱ ኣብ ከብትን ጤለበጊዕን ዘተኰረ ክታበት፡ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ምስ ምትሕውዋስ ጥሪት ሓሓሊፉ ዝርአ ሕማማት ንምቁጽጻር ዝዓለመ ምዃኑ ዝጠቐሰ ሓላፊ ቤት-ጽሕፈት ሕርሻ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ዮናስ ዮሴፍ፡ በቲ ዝተኻየደ ወፍሪ 85 ሽሕ ከብትን ጤለ-በጊዕን ከም...
ኣብ ዞባ ማእከል ዝርከቡ ዓማዊል መደብ ውህለላን ንኡስ ልቓሕን – ‘መውል’፡ በብእዋኑ ንዝረኸብዎ ልቓሕ ብዝግባእ ኣብ ጥቕሚ ስለ ዘውዓልዎ፡ ኣብ መነባብሮኦም ዘተባብዕ ለውጢ ከም ዘምጽኡ ገሊጾም። እቶም ክሳብ 100 ሽሕ ናቕፋ ዝበጽሕ ልቓሕ ወሲዶም ኣብ ንኡስ ንግዳዊ ንጥፈታትን ካልእን ዝተዋፈሩ ዓማዊል፡ ዘካይድዎ ስርሓት ዋላ’ኳ ብሰንኪ ኩነታት ለበዳ ኮሮና ቫይረስ እንተ ተጸልወ፡ ብሓፈሻ ግን ደሓን ገስጋስ የመዝግቡ ከም ዘለዉ ሓቢሮም። ዕላማ...