News in Tigre for November 12, 2020 – ERi-TV, EritreaShare this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
Layout A (with pagination)
Midday News in Tigrinya for November 12, 2020 – ERi-TV, EritreaShare this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ኣብ ዞባ ዓንሰባ፡ ብሰንኪ ጂኦግራፊያዊ ኣቀማምጣ ኣገልግሎት ተንቀሳቓሲ ቴሌፎን ከይበጽሖ ዝጸንሐ ከባቢታት ንምርኻብ ክካየድ ብዝጸንሐ ጻዕሪ፡ ኣብ ንኡስ ዞባ ሓጋዝ – ነበርቲ ልዕሊ 10 ዓድታት ምምሕዳራት ከባቢ በጉ፡ ኢንጭናቕን ግላስን ተጠቀምቲ ክኾኑ በቒዖም። ብመሰረት ሓበሬታ ወኪል ኤሪና፡ ኣብ ምምሕዳር ከባቢ በጉ – ዓድታት ቦሳ፡ ብሃይማኖት፡ ገዓብ፡ መሓረ፡ ኣሽዓላ፡ ጉበናባዜን፡ ኣምዑት፡ ዓድ-ሕመድ፡ ኢንኪመትሪ፡ ፍርድጊ፡ ኣሸዲራን...
ኣብ ዝሓለፈ ቀረባ መዓልታት፡ ካብ ኢትዮጵያ ተበጊሱ ብከበሳታት ኤርትራ ኣቢሉ ናብ ንኡስ ዞባ ናቕፋ – ምምሕዳራት ከባቢ ሮራሓባብን ኣግራዕን ዝሰገረ ወራር ኣንበጣ ናይ ምቊጽጻር ስራሕ ይሰላሰል ከምዘሎ፡ ሓላፊ ቤትጽሕፈት ሕርሻ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ መሓመድ-ሳልሕ መሓመድዓሊ ገሊጹ። ሎሚ ዓመት ኣብ ንኡስ ዞባ ናቕፋ ብጠቕላላ ልዕሊ ሽዱሽተ ሽሕ ሄክታር ተሓሪሱ ዝተፈላለየ ኣእካልን ጥረታትን ከምእተዘርአ፣ ብዝነበረ ህጡር ክራማት ድማ ኣብ ጽቡቕ...
ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብረኣብን ዝቘመ ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ ትማሊ – መልእኽቲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናብ ኣቦ-መንበር ልኡላዊ ባይቶ ሱዳን ጀነራል ዓብዱልፋታሕ ኣልቡርሃን፡ ከምኡ’ውን ቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደላ ሓምዶክ ኣብጺሑ። መልእኽቲ ፕረዚደንት ኢሳይያስን ዝተኻየደ ዘተን፡ ምዕዛዝ ክልተኣዊ ዝምድናን ምስማር ዞባዊ ምትሕግጋዝን ማእከል ዝገበረ’ዩ። ክልቲኦም ወገናት፡ ኣብ’ቲ...